Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሓቂ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንምርዳእ ስራሕቲ ተሰሪሖም – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሓቂ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንምርዳእ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያትወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም። እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ሃገራት ምስ ኢትዮጵያ ሓቢረን…

ሰራሕተኛታት ሰብኣዊ ሓገዝ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ይበፅሖም ኣሎ – ተንታኒ ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ካልኦት ትካላት ሓገዝን ተቖፂሮም ዝሰርሑ ኢትዮጵያውያን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተፈላለዩ ጉድኣታታት እናተኣናገዱ ከምዝኾኑ ተንታኒ ፖለቲካ ጄፍ ፒርስ ኣፍሊጡ። ፍልፍላት ጄፍ ፒርስ ከምዝሓበሩዎ፥ ካብ ዝተፈላለዩ…

ምዕራባውያን ኣብ ኢትዮጵያ ምእዙዝ መንግስቲ ንኅህሉ ስለዝደልዩ ናይ ንፁሃን ጥቕዓት ከምዘይረአዩ ምሕላፍ መሪፆም ኢዮም- ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያንን ሚዲያታቶምን ኣብ ኢትዮጵያ ምእዙዝ መንግስቲ ንምምስራት ድሌት ዘለዎም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን እናብፀሆ ዝርከብ መጥቃዕቲ ከምዘይረአዩ ምሕላፍ ከምዝመረፁ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ገሊፆም። ኣቦ መንበር ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ…

ንባዕልኻ ንህዝቢን ሃገርን ንምግልጋል ድሉው ምግባር ክብሪ ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ከተማ ክሳብ ወረዳ ሓደሽቲ ንዝመደቡ ኣመራርሓታት ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ላዕለዎት ኣመራርሓታትን ምውፋር ስራሕ ይወሃብ ኣሎ። ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ መኽፈቲ ብዝገበረኦ መደረ ንህዝቢን ሃገርን ንምግልጋል ንባዕልኻ…

ኢትዮጵያ ብድሌት ዝተወሰኑ ጉጅለታት ትፈርስ ሃገር ኣይኮነትን – መናእሰይ ከተማ ሰመራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያ ብድሌት ዝተወሰኑ ጉጅለታት ትፈርስ ሃገር ኣይኮነትን” ክብሉ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን እናብፀሖ ዝርከብ ቅትለትን ዘረፋን ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ዝወፅኡ ነበርቲ ገሊፆም። እቶም ሰልፈኛታት፥…

ካብ ሓደ ፋብሪካ 2 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ንብረት ብጉጅለ ዝዘረፉ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቡራዩ ከተማ ካብ ''ደለሳ ፒ ኤል ሲ የምንጣፍና ፕላስቲክ  ፋብሪካ'' 2 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ንብረት ብጉጅለ ዝዘረፉ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒለም። እቶም ውልቀ ሰባት ገፈርሳ ቀበሌ ኖኖ ፍሉይ ቦታ ታጠቅ እናተብሃለ ኣብ…

ካብ ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ጀሚሩ ክታበት ፖሊዮ ኣብ ሃረሪን ድሬዳዋን ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምት፣ የ2014 (ኤፍ ቢሲ)ካብ ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ጀሚሩ ቀዳማይ ዙር ክታበት ፖሊዮ ኣብ ሃረሪን ድሬዳዋን ክወሃብ ኢዩ። በቲ ክታበት ዕድሚኦም ልዕሊ 5 ዓመት ዝኾኖም ኣስታት 120 ሺሕ ህፃናት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ድማ ቢሮታት ጥዕና ክልል ሃረሪን ከተማ ድሬዳዋን ገሊፆም።…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ዛሬማ ዝርከብ መስጊድ ከምዘዕነወ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ዛሬማ ዝርከብ መስጊድ ከምዘዕነወ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ ኣብ ሰሜን ጎንደር ዞባ ዓዲ ኣርቃይ ወረዳ ዛሬማ ከተማ ዝርከብ ዓብዪ መስጂድ ብከቢድ መሳሪያ ከምዘዕነዎ ኢዩ…

መዓልቲ ብሄራት፣ ብሔረሰባትን ህዝብታትን  ህብረብሄራዊነት ብዘጠናኽር መልክዑ ከምዝኽበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ብሄራት፣ ብሔረሰባትን ህዝብታትን 29 ሕዳር ኣብ ከተማ ድሬዳዋ  ህብረብሄራዊነት ብዘጠናኽር መልክዑ ከምዝኽበር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። እቲ በዓል ብልፅግና ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ መሰረት ዘንብር ኢዩ…

ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬኒያን ክታበት እንስሳት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬኒያን ክታበት እንስሳት ክካየድ ኢዩ። ሎሚ ኣብ ሞያሌ ኣብ ዝተገበረ ዘተ፥ እቲ ክታበት ዶብ ዘለል ተዛመድቲ ሕማማት እንስሳት ንምክልኻል ዘኽእል ኣብ ዶብ ክልቲአን ሃገራት ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ።…