ጥፍኣትን ኢ-ሰብኣዊ ተግባርን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተሓባበረ ቅልፅም ኣብ ሓፂር እዋን ደው ምባል ይግባእ-ዶ/ር ኣረጋዊ በርሄ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ጥፍኣትን ኢ-ሰብኣዊ ተግባርን ብዝተሓባበረ ቅልፅም ኣብ ሓፂር እዋን ደው ምባል ይግባእ ክብሉ ኣቦ መንበር ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ትግራይ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሄ ገሊፆም።
ዶ/ር ኣረጋዊ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ…