ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክዳን ፈላሲ ተኸዲኑ እናጭበርበረ ዝነበረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፤ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ክዳን ፈላሲ ተኸዲኑ እናጭበርበረ ዝነበረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኮማንደር ታዬ ሃብተጊዮርጊስ፥ 27 መስከረም 2014 ዓ.ም ኣብታ ከተማ ቀበሌ 2…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ልኡኽቶ ጥፍኣት ግብረ ራዕዳውያን ሸኔን ህወሓትን ንምፍሻል ይሰርሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፤ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ልኡኽቶ ጥፍኣት ግብረ ራዕዳውያን ሸኔን ህወሓትን ንምፍሻል እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነራት ፖሊስ እተን ክልላት ከምዝሓበሩዎ፥ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምንባብ ኣብ ልዕሊ ህይወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብደምን ዓፅሚን ኣቦታትና ዝተሃነፀት ሃገር ንወራሪ ኣሕሊፍና ኣይንህብን – መናእሰይ ደሴን ከባቢኣን Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ከተማ ደሴንከባቢኣን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራን ሚሊሻን ብምዃን ሓይሊ ግብረ ራዕዲ ትህነግ ንምድምሳስ ናብ ግምባር ከምዝዘመቱ ገሊፆም። እቶም መናእሰይ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ እናፈፀሞ ዝርከብ ግፍዒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መሰልጠኒ ሁርሶ እናሰልጠኑ ዝርከቡ ምልምላት ዘብዓቢ ሃገሮም ንምኻን መስዋእትነት ንምኽፋል ቆራፃት ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ኮንተንጀንት ምኽባር ሰላም ሁርሶ መሰረታዊ ውትድርና እናሰልጠኑ ዝርከቡ ምልምላት ዘብዓቢ ሃገሮም ንምኻንን መስዋእትነት ንምኽፋልን ቆራፃት ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣዛዚ እቲ ማእኸል መሰልጠኒ ኮሎኔል ኣዲሱ ተርፋሳ፥ ኣብቲ ቤት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቻይና ቁፅሪ ተረባሕቲ 5 ጂ ኢንተርኔት 450 ሚሊየን በፂሑ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ቁፅሪ ተረባሕቲ 5 ጂ ኢንተርኔት 450 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ቴክኖሎጂን እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዓማዊል ብግቡእ ኩነታት ዘሳልጥ ልዕሊ 1 ነጥቢ 16 ሚሊየን ማእኸላት 5 ጂ ኢንተርኔት ከምዘለዉ ሓቢሩ። ነዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቡራት ኢሜሬታት ዓረብ ንኢትዮጵያ ዘበርከተቶም 50 ኣምቡላንሳት ርኽክብ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ኢሜሬታት ዓረብ ንኢትዮጵያ ዘበርከተቶም 50 ኣምቡላንሳት ርኽክብ ተገይሩ። እቲ ሓገዝ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ካብ ኣምባሳደር ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ መሃመድ ኣልረሺድ ተረኪበን። ዶክተር ሊያ ኣብቲ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ከተማ ባህር ዳርን ጎንደርን ኣብ ግንባር ማይፀብሪንዝርከባ ኣባላት ሰራዊት ደቂ ኣኒስቲዮ ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ባህር ዳርን ጎንደርን ኣብ ግንባር ማይፀብሪ ንዝርከባ ኣባላት ሰራዊት ደቂ ኣኒስቲዮ ፅርየት መሐለዊ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ድጋፍ ገይሮም። እቶም ናውቲታት ዋግኦም ልዕሊ 50 ሺሕ ብር ዝግመቱ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ነቲ ድጋፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ከተማ ደሴ ሸሊኾም ዝኣተዉ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሎም ንፖሊስ ኣረኪቦም Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መናእሰይ ከተማ ደሴ ልዕሊ 10 ሬድዮ ዝሓዙን መሳርሒ ዝተዓጠቑን ሸሊኾም ዝኣተዉ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሎም ንፖሊስ ኣረኪቦም። መናእሰይ እታ ከተማ ተወዲቦም ሰላም ከባቢኦም ንምሕላው እናገበሩዎ ኣብ ዝርከቡ ፃዕሪ፥ ኣብ ኬላ ጢጣ ኣብ ትሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካዊ ምሁር ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ኣሜሪካን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝፍፅመኦ ሽርሒ ኣቃሊዑ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ኣሜሪካን ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያ ንምእታው ዝገብረኦ ኢድ ኣእታውነትን ሻራን ብመረዳእታ ምምካትን ምቅላዕን ከምዝግባኣ ኣሜሪካዊ ተንታኒ ፖለቲካን ጋዜጠኛን ኣንድሪው ኮርይብኮ ገሊፁ። እቲ ተንታኒ “ውድብ ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 119 ኪሎ ግራም መዐወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉጂ ወረዳ ኣዶላ ሬዴ ብሞተር ሳይክል እናተጓዘ ዝነበረ 119 ኪሎ ግራም ዝምዘን መዐወኒ ሓሽሽ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣዛዚ ፖሊስ እታ ወረዳ ኢንስፔክተር ኣብዱልከሪም ሑሴን ከምዝገለፁዎ፥ እቲ መዓወኒ ሓሽሽ ምሸት ናብ ከተማ ነገሌ…