ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ብኤች አይ ቪ ካብ መንጎ ዝተትሓዙ ሰባት 67 ሚኢታዊ መናእሰይ ከምዝኾኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ብኤች አይ ቪ ካብ መንጎ ዝተትሓዙ 11 ሺሕን 711 ሰባት እቶም 67 ሚኢታዊ መናእሰይ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት መከላኸሊን መቆፃፀሪን ኤች ኤይ ቪ ኤድስ ፌደራል ዳይሬክተር ዶክተር ጽጌሬዳ ክፍሌ፥ ኣብ…