ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝኸፈቶ ኲናት ኩሉ ወገን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ኮይኑ ንኽምክት ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢታት ውጫሌን ጭፍራን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ 30 ዝኾኑ ንፁሃን ዜጋታት ከምዝቐተለ ተገሊፁ።
መንግስቲ ዘመሓላለፎ ውሳነ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ንደሓር ብምባል ምስ ህዝቢ ኣምሓራ ሐሳብ ከወራርድ ኢየ ብዝብል ኣብቲ ክልል ወራር…