ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ካብ ንግዲ ወርቂ 671 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ካብ ንግዲ ወርቂ 671 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ካብ ሚኒስቴር መኣድንን ነዳዲን ረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ብተወሳኺ ካብ ካልኦት መኣድናት 10 ነጥቢ 42 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምብራቕ ኣምሓራ ዝርከባ ዩንቨርስቲታት ንተፈናቐልቲን ሓይሊታት ፀፅታን ድጋፍ ገይረን Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣምሓራ ዝርከባ ዩንቨርስቲታት ብ1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ወፃኢ ንተፈናቐልቲን ሓይሊታት ፀፅታን ድጋፍ ገይረን። ናይ ደብረብርሃን ዩኒቨርስቲ፣ መቅደላኣምባ ዩኒቨርሲቲን ወሎ ዩኒቨርሲቲን ብሓባር ብምዃን ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሕድሳት ዝነበሩ 1 ሺሕን 845 ኣባይቲ ንሰብዋና ታት ርኽክብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሰናይ ምግባር ኣብ ሕድሳት ዝነበሩ 1 ሺሕን 845 ኣባይቲ ንሰብዋናታት ርኽክብ ብምርካብ ይካየድ ኣሎ። እቶም ኣባይቲ ንኣረጋዉያን፣ ጉዳኣት ኣካልን ዓቕሚ ዘይብሎምን ኢዩ ርኽክብ ተኻይዱ። ገዛ ናይ ምሕዳስን መሰረታዊ ናውቲታት ገዛ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዑደት ዳያስፖራ ዘተሓባብር ልኡኽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኣብ መፈለምታ ሓዱሽ ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ዘካይድዎ ዑደት ዘተሓባብር ጉጅለ ልኡኻት ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ሓለፍቲ ስራሕ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መቓበር እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ምቅልጣፍ ንርከብ-ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ሶማሌ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ህዝብን መንግስቲን ዝሃበና ሓደራ ብምቕባል መቓበር እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ምቅልጣፍ ንርከብ” ከብሉ ኣብ ገንባር ወሎ ዝተሰለፉ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ሶማሌ ገሊፆም። ሃገር ንምፍራስ ትልሚ ብምውፃእ ወረራ ዝፈፀመ ጉጅለ ትህነግ ብሓበራዊ ቃልሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ብኣንፈት ህዳሰ ግድብ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ንምክያድ እንተፈተነ እውን ኣይሰመረሉን- ሌተናል ጀኔራል አስራት ዲኔሮ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ብኣንፈት ህዳሰ ግድብ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ንምክያድ እንተፈተነ እውን በሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፍሉይ ሓይሊ ክልላትን ከምዝተደምሰሰ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪን ዋና መተሓባበሪ ኮማንድ ፖስት ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ መተከልን ኣይሰመረሉን- ሌተናል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ኣገልግሎት ንምጅማር ዘኽእል መፅናዕቲ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ኣገልግሎት ንምጅማር ዘኽእል መፅናዕቲ ዳህሳስ ኣብዚ ሰሙን ክጅመር ኢዩ። ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስቴራት ማእኸል ምትሕብባር ህፁፅ ጊዜ ሰሙናዊ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣካይዱ። ዝተጀመሩ ተግባራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክፍለ ኢኮኖሚ ማዕድን ንመዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ፀሓይ ብራቕ ምዃኑን ንሕና እውን ናብ ብራኸ ንኸይድ ከምዘለና ንኣምን-ኢንጂነር ታከለ ኡማ Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ኢኮኖሚ ማዕድን ንመዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ፀሓይ ብራቕ ምዃኑን ንሕና እውን ናብ ብራኸ ንኸይድ ከምዘለና ንኣምንክብሉ -ሚኒስትር መኣድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። እዚ ድማ ንሃገር ዋልታ ዝኾነ ሃፍቲ መኣዲና ብኣግባቡ ብምጥቃምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 129 ዜጋታት ካብ የመን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)129 ዜጋታት ካብ የመን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ 3 ጳጉሜን መዓልቲ ሰናይ ምግባር ኢዩ! Gebremariam Weldegerima Sep 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰናይ ምግባር ናይ ኢትዮጵያዊነትና ሓደ መግለፂ ከም ምዃኑ መጠን ዘበን ተሻጋሪ፣ ሕሊና ንፁሃንን ፍፁም ብዝኾነ ናይ ምልጋስ መንፈስ ሓደ ነቲ ካሊእ ዘለዎ ብምሃብን ብምክፋልን ክብሪታት ኢትዮጵያዊነት ምቕፃል ካብ ኩላትና ትፅቢት ዝግበረሉ ተግባር ኢዩ።…