ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃምቲ ስራሕ ዘለዋ ሓቂ ንምፍላጥ ክትጥቀመሉ ኢያ – ኣምባሳደር ዲና
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 39 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላውን ዝሓዘቶ ሓቂ ንምፍላጥ ከምትጥቀመሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ገሊፆም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና…