ሃገር ኣብ እትደልዮ ዓውዲ ኩሉ ኣብ ግምባር ምስላፍ የድሊ ክብላ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላማን ፀጥታኣን ዝተሓለወን ዝማዕበለትን ሃገር ንምቕፃል ሃገር ኣብ እትደልዮ ዓውዲ ኩሉ ኣብ ቅድሚት ምስላፍ ከምዘድሊ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ብመፅናዕታዊ መፅሓፍ ቅዱስ ኢትዮጵያ “ብዛዕባ ሰላም፣ ዕቤትን…