ኣልጀሪያ ሊግ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዘለዎ ዝተሰሓሓተ ቅዋም ንምትዕርራይ ፃዕሪ ከምእትገብር ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኣልጄሪያ፣ ኡጋንዳ፣ ቡሩንዲን ላይቤሪያን ዘተ ከምዝገበረት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምሳደር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም።
እቶም ኣምባሳደር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ቀፃሊ ኣልጀሪያ ብኣቦ መነበርነት ኣብ እትመርሖ ሊግ ዓረብ እቲ…