Fana: At a Speed of Life!

ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ክልል ዓፋር ወረዳታት ኣውራን ጉሊናን ካብ ግብረ ራዕዲ ውሀሓት ከልቅቕ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ክልል ዓፋር ወረዳታት ኣውራን ጉሊናን ካብ ግብረ ራዕዲ ውሀሓት ከልቅቕ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ። ግብረ ራዕዲ ህሓት ትማሊ ዕለት ካብ ዞባ ፈንቲ ረሱ ወረዳ ኡዋ ብፍሉይ ሓይሊ፣ ሊሻን ህዝባዊ ሰራዊትን ለቒቑ ክወፅእ ተገሊፁ ዝነበረ…

ሃገር ካብ ክብራ ትሕት ከይትብል፣ ብዝነበረቶ ኩርዓት ክትቅፅል ንምግባር ዝተዳለኹም ናይ ቁርፂ መዓልቲ ውላድ ኢትዮጵያ ኢኹም – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)”ሃገር ካብ ክብራ ትሕት ከይትብል፣ ብዝነበረቶ ኩርዓት ክትቅፅል ንምግባር ዝተዳለኹም ናይ ቁርፂ መዓልቲ ውላድ ኢትዮጵያ ኢኹም” ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ናይ ብርሸለቆ ወታደራዊ መሰልጠኒ ቤት…

ሰብ ሃፍቲ ኣምሓራ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ወገናት ናይ 100 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኣምሓራ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ወገናት ናይ 100 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሮም። እቶም ሰብ ሃፍቲ ዝገበርዎ ድጋፍ ኣብ ከተማ ሰመራ ብምርካብ ሎሚ ንክልል ዓፋር ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣረኪቦም። ብተወሳኺ ኣብ ክልል…

መናእሰይ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምሕዋስ ህልውና ሃገር ክሕልዉ ከምዘለዎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምሕዋስ ህልውና ሃገር ክሕልዉ ከምዘለዎም ተገሊፁ። ነበርቲ ከተማ ኮምቦሊቻ መድረኽ ዘተ የካይዱ ኣለዉ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣይተ ፍስሃ ወልደሰንበት ከምዝበልዎ፥…

ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣብ ፀፅታን ስራሕቲ ቁፅፅርን ብሓባር ንምስራሕ ምስ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣብ ፀፅታን ስራሕቲ ቁፅፅርን ብሓባር ንምስራሕ ምስ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ኣብ ዓውዲ መዓድን ሕጊን ስርዓትን ንምኽባርን ዘይሕጋዊ ምንቅስቓሳት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሴኔጋል ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሴኔጋል ኣምሪሖም። ፍልፍል፥ኢቢሲ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ቻይና ለውጢ ንብረት ኣየርን ብኽለት ከባቢን ንምፅዋር ዘለዋ ቆራፅነት ዝነኣድ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ለውጢ ንብረት ኣየርን ብኽለት ከባቢን ንምፅዋር ዘለዋ ቆራፅነት ዝነኣድ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ቻይና “ኢነርጂ፣ ንብረት ኣየርን ከባቢን” ብዝል መሪሕ ቃል ኣብ ምንካይ ልቀት ካርበን ዘድሃበ ታዩኣን ኢነርጂ ትሑት ልምዓት…

ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ኣብ ኣደባባይ መስቀል መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ኣብ ኣደባባይ መስቀል መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ስድራቤት እቲ ድምፃዊ፣…

ስራሕቲ ሰናይ ተግባራት ሚኒስቴር ትራንስፖርት ዝሓለፈ በጀት ዓመት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ሰናይ ተግባራት ሰሪሑ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንምሕጋዝ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን “ደምና ንሰራዊት ምክልኻል” ብዝብል መሪሕቃል ንሰራዊት ምክልኻል ደም ዝለገሱ እንትኾኑ፥ ናይ ሓደ…

ጉጅለ ሙዚቃን ቴኣትርን እዚ ምዕራብ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ስራሕቲ ኪነ-ጥበብ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሙዚቃን ቴኣትርን እዚ ምዕራብ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ተረኺቡ ስራሕቲ ኪነ-ጥበብ ኣቕሪቡ። እቲ ጉጅለ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተቐፅለዐሉ ኣብ ዝርከበሉ ግምባር ማይ ፀብሪ ተረኺቡ ኢዩ ስራሕቲ ኪነ-ጥበብ እናቕረበ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ…