ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ጉራጌ መሰረታዊ ናይ ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰዱ ኣባላት ሚሊሻ ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉራጌ መሰረታዊ ናይ ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰዱ ኣባላት ሚሊሻ ተመሪቖም። ኣብ ደቡብ ክልል ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር ማዕርግ ኣተሓባባሪ ክላስተር ሰናይ ምምሕዳርን እና ናይቲ ክልል ሰላምን ጸጥታን ቢሮ ሓላፊ ኣይተ ኣለማየሁ ባውዲ÷ ሃገርና ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓሌት ዴልታ ኮቪድ-19 ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓሌት ዴልታ ኮቪድ-19 ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቁፅሪ ብለበዳ ቫይረስ ኮሮና ዝተሓዙ፣ ብፅኑዕ ዘሓመሙን ህይወቶም ዝሓለፉን ዜጋታት ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ብርሸለቆ ወታደራዊ መሰልጠኒ ሰልጠንቲ ወታደራት የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ብርሸለቆ ወታደራዊ መሰልጠኒ ሰልጠንቲ ወታደራት የመርቕ ኣሎ። እቲ መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ ምርቓቱ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ከምኡውን ናይ ሃገር መከላኸሊ ሰራዊት ላዕለዎት መኮንናት ኣብ ዝተረኸብሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ጳጉሜን ክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና ብዝብል መሪሕ ቃል ልዕሊ 55 ሚሊየን ክፋላት ሕብረተሰብ ግንዛብ ምትሓዝ ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጳጉሜን ክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና ብዝብል መሪሕ ቃል ልዕሊ 55 ሚሊየን ክፋላት ሕብረተሰብ ግንዛብ ምትሓዝ ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 1…
Uncategorized ብወገን ማይፀብሪ ወረራ ንምፍፃም ዝፈተነ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተወቕዐ ናብ ዝመፅኦ ተመሊሱ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብወገን ማይፀብሪ ናብ ክልል ኣምሓራ ንምእታውን ወረራ ንምፍፃምን ዝፈተነ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተወቕዐ ናብ ዝመፅኦ እናተመለሰ ምዃኑ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣይተ ያለኣለም ፈንታሁን ተዛሪቦም። እቶም ዋና ኣመሓዳሪ ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ኣዳነች መዓልቲ ክብሪ መገልጋላይነት ኣመልኪተን ምስ ሰራሕተኛታት ፅሬት ወፍሪ ፅሬት ኣካይደን Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ክብሪ ኣገልጋላይነት ኣመልኪቱ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ወፍሪ ፅሬት እናተሳለጠ ይርከብ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝረኻባ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ “ምግልጋል ካብ ዝኾነ ይኹን ንላዕሊ ክቡር ዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣገልጋሊነት ልዑል ክብሪ ኢዩ”-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጳጉሜን ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኣገልጋሊነት ልዑል ክብሪ ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ኣገልጋሊነት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ክብሪ ዝርከብ ካብ ምግልጋል ኢዩ። ፈጣሪ፣…
ኮሮናቫይረስ ኢትዮጵያ 108 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮሮናቫይረስ ተረኪባ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 108 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮሮናቫይረስ ከምዝተረከበት ናይ ኣፍሪካ ኢኮኖሚክ ኮሚሽን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ክታበት ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ቦሌ ዓለም ለኸ መዕፈፎ ነፈርቲ ብምኻድ ተረኪበን። እቲ ክታበት ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወረዳ ኡዋ ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ነፃ ወፂኣ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፈንቲ ረሱ ያሎ ሃንደበታዊ ወረራ ብምክያድ ንፁን ብምጭፍጫፍ ናብ ዓፋር ክልል ሸሊኹ ዝኣተተወ ጉጀለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሰብዓዊን ቁሳዊን ክስረት ኣጋጢሙዎ ተባሪሩ፡፡ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ተሓቢኡ ዝፀንሐ እቲ ጉጅለ፥ ሎሚ መከላከያ ሰራዊት፣ ፈሉይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ መጠን ፈተነ መጥቃዕቲ ሳይበር ብዕፅፊ ወሲኹ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ኣብ ኢትዮጵያ መጠን ፈተነ መጥቃዕቲ ሳይበር ብዕፅፊ ከምዝወሰኹ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኤጀንሲ ሓላፊ ዲቪዥን ምድላው ሓደጋን ወሃቢ ምላሽን ኣይተ ሰብለወይን ፀጋየ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ በጀት…