Fana: At a Speed of Life!

ወረዳ ኡዋ ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ነፃ ወፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፈንቲ ረሱ ያሎ ሃንደበታዊ ወረራ ብምክያድ ንፁን ብምጭፍጫፍ ናብ ዓፋር ክልል ሸሊኹ ዝኣተተወ ጉጀለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሰብዓዊን ቁሳዊን ክስረት ኣጋጢሙዎ ተባሪሩ፡፡ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ተሓቢኡ ዝፀንሐ እቲ ጉጅለ፥ ሎሚ መከላከያ ሰራዊት፣ ፈሉይ…

ኣብ ኢትዮጵያ መጠን ፈተነ መጥቃዕቲ ሳይበር ብዕፅፊ ወሲኹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ኣብ ኢትዮጵያ መጠን ፈተነ መጥቃዕቲ ሳይበር ብዕፅፊ ከምዝወሰኹ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኤጀንሲ ሓላፊ ዲቪዥን ምድላው ሓደጋን ወሃቢ ምላሽን ኣይተ ሰብለወይን ፀጋየ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ በጀት…

ናይ ምድግጋፍን ምትሕብባርን ባህሊና ኣጠናኺርና ህልውና ሃገርና ክንሕሉ ኣለና-ዶ/ር ሂሩት ካሳው

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያውያን ናይ ምድግጋፍን ምትሕብባርን ባህሊና ኣጠናኺርና ህልውና ሃገርና ክንሕሉ ኣለና ክብላ ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶ/ር ሂሩት ካሳው ተዛሪበን። ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን እቲ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትንኣብ ዓፋር ሓምለዋይ ኣሰር…

ሕብረት ኣፍሪካን ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ወታደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ጊኒ ኮኒኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካን ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት ዝተኻየደ ወታደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ጊኒ ኮኒኖም። ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ እዚ እዋን ፌሊክስ ሺሴኬዲ፥ ኣብ ጊኒ ነቶም ፕሬዚዳንት ብምዕጋት መንግስታዊ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ልኡኽ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዋና ፀሓፊ ልኡኽ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጃን ፒዬር ላክሮይክስ ኢትዮጵያ ኣብ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዘለዋ ግደ ንኢዶም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል…

ሚኒስቴር ትምህርቲ ፕሮቶኮል ኮቪድ19 ኣዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣወሃህባ ትምህርቲ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ከመይ ክኸውን ከምዝግባእ ምስ ሚኒስቴር ጥዕና ብምትሕብባር ፕሮቶኮል ኮቪድ19 ኣዳሊዩ። ኣብቲ ዓመት ዝህሊ ኣወሃህባ ስሩዕ ትምህርቲ ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ዘተ ከምዝግበር ካብቲ…

መበል 27 ሓበራዊ ኣኼባ ኣመሓደርቲ ዶብን ኮሚሽነራትን ኢትዮ-ጂቡቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 27 ሓበራዊ ኣኼባ ኣመሓደርቲ ዶብን ኮሚሽነራትን ኢትዮ-ጂቡቲ ኣብ ኣርታ ጂቡቲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ኣኼባ መደረ ዘስምዓ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ወይዘሮ ፍሬአለም ሽባባው፥ ህዝቢታት ክልቲአን ሃገራት ሓበራዊ ዕድልን ራኢን ከምዘለዎም…

ኣብ ዘፈር ልምዓት ትምህር ኣብ ውሽጢ ኣፀጋሚ ኩነታት ብዙሓት ተግባራት ተሳጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ልምዓት ትምህር ኣብ ውሽጢ ቫይረስ ኮሮና፣ ዘይምርግጋዕ ፀፅታን ፖለቲካን ኩነታት ኮይኑ ብዙሓት ተግባራት ከምሰዝተሳለጡ ተገሊፁ። ብምዃኑ ለውጢታት ፖሊሲ ብምግባር ቅድመ ቀዳማይ ብርኪ ኣብ ክልተ ዓመት ንኽኽዝም፣ ማእኸላይ ብርኪ ካብ 7ይ ክሳብ…

437 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)437 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…

ኣብ ዞባ ጉጂ 2 ሺሕን 858 ፍረታት ጥይት ክላሽንን ብሬንን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉጂ፣ ጎሮ ዶላ ወረዳ፣ ቢታታ ቀበሌ ሰላም ንምዝራግ ተግባር ክውዕሉ ዝነበሩ  2 ሺሕን 858 ፍረታት ጥይት ክላሽንን ብሬንን ተታሒዞም። እቶም ጠያይቲ ታርጋ ቁፅሪ 35819A.A ብዝኾነ ኣይሱዙ መኪና ተፃዒኖም ናብ ነገሌ እንትጎዓዓዙ ኢዮም…