ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ተምሃሩኡ የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ናይ 2013 ዓ.ም ተምሃሩኡ የመርቕ ኣሎ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ ብስሩዕ፣ ብምሸታዊን ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታትን ዘምሃሮም 6 ሺሕን 163 ተምሃሮ ኢዩ ንመበል 72 ግዘ እናመረቐ…