ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዋሊያታታት ፅባሕ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ደቡብ ኣፍሪካ ክትፃወት ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዋሊያታታት ፅባሕ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካ ሳልሳይ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ።
ናብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም 2022 ኳታር ንምሕላፍ ኢትዮጵያ ምስ ጋና፣ ዚምባብዌን ደቡብ ኣፍሪካን…