ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ሚኒስትር ትምህርቲ ኮይኖም ዝተሾሙ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ነበር ሚኒስትር ትምህርቲ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም። ነበር ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታትን እቲ ቤት ዕዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ምስ ዝተመርሐ ፍሉይ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርና ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ኣምባሳደር ባርሊ ሻሮን ምስ ዝተመርሐ ፍሉይ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ዘተኦም፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምክብባርን ሓበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሸምቲ መዓርግ ባዕልኹም ንተወሳኺ ግቡእን ሓላፍነትን ክትዳለዉ ይግባእ – ብ/ጄ ዶ/ር ሃይሉ እንዳሻው Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኮምፕሬሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጦር ሓይሎች ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ስራሕን ፃንሒት ግዜኦም ዝሸፈኑን ኣመራርሓታትን ኣባላትን ዕቤት መዓርግ ሂቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ኣዛዚ እቲ ሆስፒታል ብርጋዴር ጄነራል ዶክተር ሃይሉ እንዳሻው፥ ተሸምቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን11 ክፍለ ከተማታት ዝኾኑ ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ሓዊሱ ዋና መተሓባበርቲ ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲን ምክትል ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ሽመት ሂቡ። ሹመት የተሰጣቸው ሰዎች፣ የተሾሙበት ተቋም እና ኃላፊነትም እንደሚከተለው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ዝተወሰነሎም ሰራሕተኛታት ውሕመ ሽርሒ ህወሓት እናፈፀሙ ዝነበሩ ኢዮም – ኣምባሳደር ታየ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ዝተወሰነሎም ሰራሕተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካላዊ ስነምግባር ትካሎም ብምጥሓስ ፖለቲካዊ ቅዋም ሒዞም ሽርሒ ጉጅለ ህወሓት እናፈፀሙን እናሓገዙን ከምዝነበሩ ኣምባሳደር ታየ ኣፅ ስላሴ ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ታንዛኒያዊ ፕሮፌሰር ኣብዱልራዛቅ ጉርናህ ተዓዋቲ ሽለማት ኖቤል 2021 ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ታንዛኒያዊ ደራሲ ፕሮፌሰር ኣብዱልራዛቅ ጉርናህ ተዓዋቲ ሽለማት ኖቤል 2021 ዓውዲ ስነፅፍ ኮይኑ። ተሸላሚ ከምዝኾነ ዝሓበረ ኣካዳሚ ስዊድን እንትኸውን፥ ሓበሬታታት ከምዘመላኽቱዎ ተዓዋቲ ዝገበሮ ስነ-ፅሑፍ ድማ ኣብ ክፋእ ባዕዳዊ መግዛእቲን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰሪሕና ሕቶ ህዝቢ ክንምልስ ኢና – ርሳነ ምምሕዳር ክልላት Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተጎራበትቲ ክልላት ምብራቕ ኩለመዳያዊ ምትእስሳር ብምጥንኻር መሰረታዊ ሕቶታት ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ህዝቢ ትርጉም ብዘለዎ መገዲ ንምምላስ ብቖራፅነት ከምዝሰርሑ ርእሳነ ምምሕዳር እተን ኮረባብቲ ክልላት ኣፍሊጦም። እቶም ርእሳነ ምምሕዳር፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በቲ ግብረ ራዕዲ ንዝተመዛበሉ ህፃናትን ኣዴታትን ንብፀሐሎም – መምርሒ ጥዕና ምምሕዳር ከተማ ደሴ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተመዛበሉ ህፃናትን ኣዴታትን ክንበፅሐሎም ይግባእ ክብሉ ሓላፊ መምርሒ ጥዕና ምምሕዳር ከተማ ደሴ ኣይተ ኣብዱል ሃሚድ ይመር ገሊፆም። ቁፅሪ ተመዛበልቲ እናወሰኸ ብምምፅኡ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎጥ ጥዕና ፈተና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ኮሪያ ንዘበናዊ መቆፃፀሪ ቆፎ ንህቢ ዝኸውን ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ደቡብ ኮሪያ ንዘበናዊ ማሽን መቆፃፀሪ ቆፎ ንህቢ ዝኸውን ንኒስቴር ሕርሻ ብሓገዝ ኣበርኪቱ። እቲ ማሽን ኣብ ልዕሊ ኣናህብ ዝኾነ ይኹ ሓደጋ እንተየስዐበ ዝባፅሐ መዓር ጥራሕ ካብ ቆፎ ንምውፃ ዝሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ክብደት እቲ ማሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንላዕለዎት ሓለፍነታት መንግስቲ ቦታታት ሽመታት ሂቦም Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንላዕለዎት ሓለፍነታት መንግስቲ ቦታታት ሽመታት ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ንኣይተ ተፈሪ ፍቅሬ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ገይሮም ዳግም ዝሾሙ እንትኾኑ፥…