ቢዝነስ ኣብ ክልተ ኣዋርሕ 10 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ 10 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ብምእካብ 119 ነጥቢ 8 ትልሚ ከዕውት ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ። ቢሮው ገቢውን የሰበሰበው ከደረጃ “ሀ”፣ “ለ” እና “ሐ” ግብር ከፋዮች እንደሆነ ገልጿል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 1.5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብዘብፀሖ ዕንወት ካብ ከባቢ ዞባ ሰሜን ወሎ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ደሴ…
ቢዝነስ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንፈለማ እዋን ፍርያት ኣቦካዶ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ክቐርብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንፈለማ እዋን ፍርያት ኣቦካዶ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ምቕራብ ከምዝጅመር ተገሊፁ። ንሓረስቶት ኣፍረይቲ ኣቦካዶን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላትን መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ክብረ በዓላትን መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ምጥያሽ መንገስቲን ብሰላም ምክያዱ ኣመስጊነን Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዓበይቲ ክብረ በዓላትን መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ምጥያሽ መንገስቲን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ብምክያዱ ምስጋና ኣቕሪበን። ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳለጡ ክብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ሽመት ንዝተውሃቦም ሚኒስትራት ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ሽመት ንዝተውሃቦም ሚኒስትራት ፅቡቕ ዘበን ስራሕ ንኽኾነሎም ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ። እቲ ፓርቲ ኣብ ማሕበራዊ ትዊተር ገፁ ኢዩ ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ ዘሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝርዝር ተፀዋዕቲ ትካላት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትርን ከም ብሓዱሽ ንዝተጣየሹ ቤት ዕዮ ሚኒስትራትን ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ትካላት ዝርዝር ዕላዊ ኮይኖም። ብመሰረት እዚ፥ ንቀዳማይ ሚኒስትር፣ ንብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ፣ ንሚኒስቴር ክእለት ስራሕን ሚኒስቴር ፍትሒን ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብመንፈስ ቅንዕና ብሓባር ንኽንሰርሕ ክቆፃፀርናን ክሕግዘናን ንደሊ ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብመንፈስ ቅንዕና ብሓባር ንኽንሰርሕ ክቆፃፀርናን ክሕግዘናን ንደሊ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓቲቶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ስልጣንን ተግባርን ኣፈፀምቲ ኣካላት ንምውሳን ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመልኪቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝቐረቡ ኣባላት ኣፈፀምቲ ስራሕ መንግስቲ ኣፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ብርኪ ኣፈፀምቲ ስራሕ መንግስቲ ንኸገልግሉ ዘቕረቡዎም ሕፁያት ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፀዲቑ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ 1.ኣይተ ደመቀ መኮንን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰለስተ ኣባላት ተናሓናሕቲ ውድባት መዓርግ ሚኒስትርነት ተዋሂቡዎም Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስተ ኣባላት ተናሓናሕቲ ውድባት መዓርግ ሚኒስትርነት ተዋሂቡዎም። ብመሰረት እዚ፦ ዶክተር ብርሃኑ ነጋ (ኢዜማ) ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣይተ በለጠ ሞላ (ኣብን) ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ (ኦነግ) ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጣንን ተግባርን ኣፈፀምቲ ኣካላት ንምውሳን ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ 22 ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስልጣንን ተግባርን ኣፈፀምቲ ኣካላት መንግስቲ ንምውሳን ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ 22 ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ቀሪቦም። ዝርዝሮም ድማ እዞም ዝስዕቡ ኢዮም፦ ሚኒስቴር ሕርሻ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን…