ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጥንኩር ርክብ ክህልወና ኢዩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጥንኩር ርክብ ክህልወና ኢዩ” ክብሉ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ገሊፆም።
ምጥያሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ዝህልዎም ርክብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፍት ከምዝኾነ እቶም ሓለፍቲ…