ኣብ ኣሰራርሓን ኣወዳድባን ትካላት ብምትኳር ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ርኢቶ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሰራርሓን ኣወዳድባን ትካላት ብምትኳር ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ርኢቶ ሂቦም።
እቶም ኣባላት ስልጣንን ተግባርን ኣፈፀምቲ ኣካላት መንግስቲ ንምውሳን ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ፥ ሰላምን ድሕንነትን ኣብ ዝምልከት…