ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ትካላት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ንኽገብሩ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ግፍዒ ዝፈፀመሎም ዜጋታት ብምድጋፍ ኣብ ጎኖም ከምዝኾኑ ከርእዩ ከምዝግባእ ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ኣገንዚቦም። እቶም ርእሰ መምሕዳር ምስ ሓላፊት ቢሮ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢታት ወርቅ ኣምባ፣ ቡና ሜዳን ዝንጀሮ ኣፋፍን ህወሓት ዘዋፈሮም ሓይሊታት ጥፍኣት ተደምሲሶም Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ መጥቃዕቲ ንምፍፃም ዝመፅ ናይ ከሓዲ ኮ/ል ኪሮስ ገ/ኪዳን ክፍለ ጦር ንባዕሉ ሓዊሱ ኣብ ከባቢታት ወርቅ ኣምባ፣ ቡና ሜዳን ዝንጀሮ ኣፋፍን ህወሓት ዘዋፈሮም ሓይሊታት ጥፍኣት ተደምሲሶም። ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ቀፅሪ ቴፒ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣካይዶም። ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ኣብ ቀፅሪ ቴፒ ንመበል 13 ግዘ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 38 ተምሃሮኡ ፅባሕ ከምርቕ ኢዩ። እቶም ተመረቕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሌላንድ ሙሴ ባሂ ዓብዲ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ከባቢ ዶብ ዘሎ ጉዳይ ፀፅታን ኤምግሬሽንን ከምኡ እውን ልውውጥ ባህሊ ምዕባይ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ኣድሂቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣኒስቲዮ ከተማ ኣሶሳ ንሃገር መከላለከያ ሰራዊት ናይ ድጋፍ ሰልፊ ኣካይደን Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣኒስቲዮ ከተማ ኣሶሳ ንሃገር መከላለከያ ሰራዊት ናይ ድጋፍ ሰልፊ ሎሚ ኣካይደን። እተን ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ዘካየድኡ ሰልፊ ጉጅለ ህወሓት ዘውግዝን ንሃገር ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ዝተፈላለዩ መፈክራት ኣስሚዐን። ኣብቲ ሰልፊ ኣባላት ሊግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርናይ፣ ዘይቲ፣ ሽኮርን ሩዝመን ካብ ቀረፅን ታኽሲን ናፃ ክኾኑ ተወሰኑ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናሕሪ ዋጋ ኣብ ሕብረተሰብ ዘሕድሮ ፅዕንቶ ንምንካይ ስርናይ፣ ዘይቲ፣ ሽኮርን ሩዝመን ካብ ቀረፅን ታክስን ናፃ ክኾኑ ተወሰኑ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካሊኝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ወሰንቲ ኣብ ዝኾኑ ሸቐጣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ልምዓት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ዘኽእል ስምምዕነት ምትሕብባር ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ልምዓት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ዘኽእል ስምምዕነት ምትሕብባር ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ማዕቐፍ ዲጂታል ልምዓት ኢኮኖሚን ፖሊሲን ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ንምድጋፍ ዘኽእል ኢዩ። ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሱዳን ብኣልምሃል ሸሊኹ ንምእታው ዝሞከረ ናይቲ ጁንታ ተቖፃሪ ሓይሊ ተደምሲሱ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሱዳን ብኣልምሃል ሸሊኹ ንምእታው ዝሞከረ ናይቲ ጁንታ ተቖፃሪ ሓይሊ ብጅግና መከላከያ ሰራዊት ተደምሲሱ። በዚ ተልእኾ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ንምትዕንቓፍ ብሱዳት ሸሊኹ ንምእታው ዝሞከሩ 50 ናይቲ ግብረ ራዕዲ መልእኽተኛታትን ናይ ጁንታ ተቖፀርቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀጋታት ሃገርና ብመፅናዕቲን ምርምርን እንተተሓጊዞም ካብ ኢትዮጵያ ሓሊፎም ንኣፍሪካ ክቕይሩ ይኽእሉ ኢዮም – ፕሮፌሰር ኣፈወርቅ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ )”ፀጋታት ሃገርና ብመፅናዕቲን ምርምርን እንተተሓጊዞም ካብ ኢትዮጵያ ሓሊፎም ንኣፍሪካ ክቕይሩ ይኽእሉ ኢዮም” ክብሉ ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፕሮፌሰር ኣፈወርቅ ካሱ ተዛሪቦም። ኣብ ኩሎም ሴክተራት ዝሰርሑ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ንሆስፒታል ዓፋር ዱብቲ ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓፋር ዱብቲ ናይ ናውቲን መድሓኒትን ድጋፍ ከምዝገበረ ሓላፊ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት እቲ ማሕበር ኣሊ ሶሃሊህ ገሊፆም። ኣካያዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል…