Fana: At a Speed of Life!

‎ስራሕቲ እቲ ቤት ምኽሪ ውፅኢታዊ ዝኾኑ ብሙሉእ ስራሕተኛ ሓበራዊ ፃዕሪ እዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 30፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ስራሕቲ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ዕዉታትን ውፅኢታዊ ክኾኑ ዝኸኣሉ ብምትሕብባርን ብፃዕርን ኩሎም ሰራሕተኛታት እዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። ኣብ 2018 ዓ.ም ኣብ ስራሕቶም ዝለዓለ…

‎ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ናይ እንዃዕ ደስ በለክን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ ናይ እንዃዕ ደስ በለክን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ፣ ምምሕዳር ቀዳማይ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ውድድር ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 30፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቤልጂየም ከተማ ብራስልስ ኣብ ዝተኻየደ ናይ 2026 ዳይመንድ ሊግ ብ ደቂ ኣንስትዮ 5 ሽሕ ሜትሮ ፍፃሜ ውድድር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ኣመዝጊበን። ብደቂ ኣንስትዮ 5 ሽሕ ሜትሮ ውድድር ዝተሳተፈት ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ነቲ ውድድር…

ብሪክስ ንኣፍሪካ ስግግር ኢኮኖሚ ሓድሽ ዕድል ሒዙ መፂኡ – ኣምባሳደር ነቢዩ ተድላ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 29፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሪክስ ንኣፍሪካ ስግግር ኢኮኖሚ ሓድሽ ዕድል ሒዙ መፂኡ ኢሎም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ነቢዩ ተድላ፡፡ እቶም ኣምባሳደር ማዕኸን ህንዲ ዲዲ ኢንዲያ መርበብ ዜና ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት፥ ብሪክስ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ዕብየት ምስ ዝርከባ ኣባል…

ንኣገልግሎት ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ዘቃልል ዲጂታል መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓማዊል ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉዎ ቦታ ኮይኖም ኣገልግሎት እቲ ትካል ኣብ ዝኾነ ሰዓት ክረኽቡ ዘኽእሎም ሓዱሽ ዲጂታል መተግበሪ ዕላዊ ገይሩ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣብዱልበር ሸምሱ (ኢ/ር) ኣብቲ እዋን ከም…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወርሒ መስከረም ንዝኽበሩ በዓላት ዝኸውን እኹል ፍርያት ብተመጣጣኒ ዋጋ ይቐርብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንበዓላት ሓዱሽ ዓመት 2019 ዓ.ም፣ መስቀልን ኢሬቻን ዝኸውን እኹል ጠለብ ፍርያት ብተመጣጣኒ ዋጋ ንነበርቲ እታ ከተማ እናቐረበ ይርከብ ኢሉ ኮሚሽን ሕብረት ስራሕ ኣዲስ ኣበባ። ዋና ኮሚሽነር ሽታዬ መሓመድ ኣብ ዝሃብኦ መግለፂ፤ መፅናዕቲ ዕዳጋ…

ብርሃን ኢትዮጵያ ካብ ናይሮቢ ክሳብ ጁባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብርሃን ምብራቕ ኣፍሪካ እዩ። ከም ሓበሬታ ኤሌክትሪክ ሓይሊ ኢትዮጵያ፤ ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ኢትዮጵያ 9 ነጥቢ 73 ጊጋ ዋት ሓይሊ ኣፈልፊላ እያ። ንጎረባብቲ ሃገራት ዝተረኸበ ካብ መሸጣ ኤሌክትሪክ ኣታዊ ድማ…

ሊቨርፑል ምስ ኢፕስዊች ታውን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሳልሳይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ብዝካየድ ሓደ ፀወታ ክጅምር እዩ። ብመሰረት እዚ ሊቨርፑል ካብ ሜዳኣ ወፃእ ብምጉዓዝ ምሸት ሰዓት 4 ምስ ኢፕስዊች ታውን ክትገጥም እያ። ብኣንዶኒ ኢራኦላ ትምራሕ ሊቨርፑል ናይዚ…

ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 23 ፅባሕ ክቕፅል እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፈታዊ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 23 ፅባሕ ክቕፅል እዩ። ኣብዚ ሰሙን በእምነት የሸዋስ፣ ኃይለየሱስ ታደገ፣ ፍቕርተ ወርቁ፣ በረከት መስፍንን ያሬድ ወንድምነህን ምስ ኮኮብ ባንድ ተዓጂቦም ናብቶም ሸሞንተ ተወዳደርቲ ንምፅንባር ክወዳደሩ እዮም።…

ሕብረት ኣፍሪካን ኣሜሪካን ስትራተጂካዊ ርክቦም ንምጥንኻር ተሰማሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 28፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ኣፍሪካን ኣሜሪካን ዘለዎም ስትራተጂካዊ ርክብ ንምጥንኻር ተሰማሚዖም። ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሞሓመድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ፍራንክ ጋርሲያ ተዛትዮም። ኣብቲ ዘተ፣…