ንኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ፀፅታን ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካን ኣብ እዋናዊ ጉዳይ መብርሂ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ንኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ፀፅታን ሰላምን ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካን ኣብ እዋናዊ ጉዳይ መብርሂ ሂቦም።
እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ትግራይ፣ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን፣ ህዳሴ…