Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ሱዳን ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ሱዳን ኣምሪሖም። ኣብቲ ናብታ ሃገር ዘምረሐ ብፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኡስማን ሳሊሕን ኣማኻሪ…

34 ካፒቴናት ባቡር ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ 34 ካፒቴናት ባቡር ኣመሪቑ። እቶም ካፒቴናት ንኽልተ ዓመታት ስልጠና ዝረኸቡ እንትኸውን፥ ን6 ኣዋርሕ ናብ ቻይና ከይዶም ናይ ተግባር ልምምድ ምግባሮም ተገሊፁ። CCECን CERCን ዝተብሃሉ…

“ሰሙነ ኢትዮጵያ” ካብ 10 ክሳብ 16 ግንቦት ከምዝኽበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ሰሙነ ኢትዮጵያ” ካብ 10 ክሳብ 16 ግንቦት 2013 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ መድላዋት ኣብ ፓርክ ሕውነት ከምዝኽበር ተገሊፁ። እቲ ምድላው ኢትዮጵያ ዘለዋ ሃፍቲን ፀጋን ብምፍላጥ ናብ ኢንቨስትመነት ምቕያር ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ሰሙነ ኢትዮጵያ…

ምምሕያሻት ሕጊ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ንዝተሰርሑ ስራሕቲ ራእይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ቀወምቲ ዓዕምዲ ኢዮም-ቀ/ሚ ኣቢይ  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምምሕያሻት ሕጊ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ንዝተሰርሑ ስራሕቲ ራእይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ቀወምቲ ዓዕምዲ ኢዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ከመዝበልዎ፥ ብሄራዊ ቦረድ ምርጫ…

ሱዳን ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ይግበአኒ ኢዩ ምባላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኮኒኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሱዳን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝርከበሉ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ይግበአኒ ኢዩ ምባላ  ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኮኒኑ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያትወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ሳምንታዊ መግለፂ…

ን27 ዓመታት ኣብ ሓዳር ዝፀንሑ ቢል ገይትን ብዓልቲ ቤቱ መሊንዳ ገይትን ተፋቲሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ን27 ዓመታት ኣብ ሓዳር ዝፀንሑ ናይ ዓለምና ሃፋታም ቢል ገይትን ብዓልቲ ቤቱ መሊንዳ ገይትን ከምዝተፋትሑ ተገሊፁ። እቶም ሰብ ሓዳር፥ "ድሕሪ ሐዚ ከም መፃምድቲ ኮይንና ብሓባር ክንዓቢ ኣይንኽእልን” ብምባል ከምዝተፋትሑ ገሊፆም። ቢል…

ሕብረተሰብ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ይውዛዕ ዘሎ ምዃኑ ኣቐዲሙ ብምፍላጥ ጥንቃቐ ንክገብር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ገበነኛታት ካብ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኢሜይል ኣድራሻ ዝተልኣኸ  ብምምሳል ሓበሬታ ብምሕታትን ናይ ሓሶት ምላሽ ኣብ ምሃብን ከምዘለዉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ስለ ዝኾነ ሕብረተሰብ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ይውዛዕ ዘሎ ምዃኑ…

ኣብ ባህሊን ቱሪዝምን ስፖርትን መማኽርቲ ጉባኤ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባህሊን ቱሪዝምን ስፖርትን መማኽርቲ ጉባኤ ከምዝተጣየሸ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዙምን ኣፍሊጡ። እቲ መማኽርቲ፥ ኣብ ኩለመዳይ ምዕባለ ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ኢትዮጵያ ዘበርክቶ ረብሓ ንምድንፋዕ ከምዝተጣየሸ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ መመስረቲ…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ናፅነት ፕሬስ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ናፅነት ፕሬስ “ሓበሬታ ንረብሓ ህዝቢ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይኽበር ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ ዓልምለኸ መዓልቲ ናፅነት ፕሬስ፥ ኣካላት ሚዲያን መዳርግቲ ኣካላትን ተሳተፍቲ ኮይኖም። ጋዜጠኛታት ካብ ስግኣት ናፃ…

ሓይሊ ባሕሪ ፌዴሪኢ ሓዱሽ ኣርማን ናይ ደምቢ ክዳንን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ፌዴሪኢ ሓዱሽ ኣርማን ናይ ደምቢ ክዳንን ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ላዕለዋይ ኢታመዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ፥ ማእኸል መሰረታዊ መሰልጠኒ ባሕረኛታት ንምህናፅ ኣብ ደብረዘይት እምነሰረት ኣንቢሮም። ጄኔራል…