Fana: At a Speed of Life!

ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንዋንጫ ኣፍሪካ ንዝሓለፉ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ 6 ሚሊየን ብር ህያብ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ድሕሪ 8 ዓማውቲ ንዋንጫ ኣፍሪካ ንዝሓለፉ ኣባላት ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ 6 ሚሊየን ብር ህያብ ሂቡ። ብተወሳኺ እቲ ኮሚቴ መዛዘሚ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ንክኸውን…

ን32 ዓማውቲ ንብሕቶም ኣብ ደሴት መኒኖም ዝነበሩ ሽማግለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንልዕሊ ሰለሳ ዓመታት ኣብ ሓንቲ ናይ ጣልያን ደሴት ንበይኖም ዝነብሩ ዝነበሩ ሽማግለ ካብታ ደሴት ተባሪሮም። ወዲ 81 ዓመት ማውሮ ሞራንዲ ብ1989 እዮም ቡዴሊ ናብ እትበሃል ደሴት ኣምሪሖም። ኣብኡ ድማ ንኣስታት 32 ዓመታት ንበይኖም ኣብታ…

ጣና በለስ ቁፅሪ ሓደ ፋብሪካ ሽኮር ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ፈተነ ፈሪያቱ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣና በለስ ቁፅሪ ሓደ ፋብሪካ ሽኮር ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ፈተነ ፈሪያቱ ክጅምር ኢዩ ተባሂሉ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፋብሪካ ኣይተ ኣንተነህ ኣሰጌ፥ ብሰንኪ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮናን ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢን ሀንፀቱ ከምዝተጓተተ ብምግላፅ እቲ ፋብሪካ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ትሑት ብርኪ መነባብሮ ንዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ንበዓል ዝኸውን ሓገዝ እኽሊ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣቢሉ ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ ኣብ ትሕቲ ትካል ደቂ ኣንስትዮ ራስ ኣገዝ ንዝርከባን ኣብ ትሑት ብርኪ መነባብሮ ንዝርከባ 2 ሺሕን 400 ደቂ ኣንስትዮ ንበዓል ዝኸውን ሓገዝ እኽሊ ገይረን። እቲ…

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 212 ነጥቢ 4 ቢሊየን ኣታዊ ምእካብ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 212 ነጥቢ 4 ቢሊየን ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ገሊፆም። እቲ ምኒኒስቴር፥ ኣብ በጀት ዓመተ 2013 ዓ.ም ካብ ሓምለ ክሳብ 30 መጋቢት ብር 213 ነጥቢ 8 ቢሊየን ንምእካብ ተሊሙ…

ሱዳን ምስ ህዳሰ ግድብ ብምዝማድ ዘለዉ ኣፈላላያት ሕብረት ኣፍሪካ መፍትሒ ንክህብ እምነታ ከምዝኾነ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ምስ ዓብዪ ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያ ብምዝማድ ዘለዉ ኣፈላላያት ብኣደራዳሪነት ሕብረት ኣፍሪካ ክፍታሕ ይኽእል ኢዩ ዝብል ፅኑዕ እምነት ከምዘለዋ ገሊፃ። እቲ ድርድር ውፅኢታውን ቅልጡፍን መፍትሒ ከምዝኸውን እምነታ ከመዝኾነ እያ ኣፍሊጣ።…

ጉጅለ ህወሓት ልዕሊ 6 ቢሊየን ገንዘብ ንመፈፀሚ ገበን ከይጥቀም ተገይሩ – ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት መጥቃዕቲ ካብ ዝጀመረሉ እዋን ኣትሒዙ ልዕሊ ብር 6 ነጥቢ 7 ቢሊየን ገንዘብ ንመፈፀሚ ገበን ከይጥቀም ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ ልዕሊ ብር 97 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብሕጋዊ መገዲ ናይ…

ብምትሕብባር ሚሲዮናት በርሊንን ፍራንክፈርትን ንሃገራዊ ፕሮጀክታት ዝውዕል ልዕሊ ብር 41 ሚሊየን ሓገዝ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ሚሲዮናት በርሊንን ፍራንክፈርትን ንሃገራዊ ፕሮጀክታትን እዋናዊ ፃውዒትን ዝውዕል ልዕሊ ብር 41 ሚሊየን ሓገዝ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ። ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን ከተማታት በርሊንን ፍራንክፈርትን ከምኡ እውን ኣብ ቼክ…

ዜጋታት ኣብ ሃገራዊ መረፃ ንቑሕ ተሳትፎ ክገብሩ ከምዝግባእ ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ መረፃ ንቑሕ ተሳትፎ ክገብሩ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣገንዚቦም። ኣብ እዋን መረፃ ዜጋታት ብዝተፈላለዩ መገዲታት ተሳትፎኦም ከረጋግፁ ከምዝኽእሉ እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብሪሆም። “ካርዲ ወሲዶም…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ሶሪያ ስደተኛራት ብምዃን  መኣዲ ኢፍጣር ረመዳን ተኻፊሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ ሶሪያ ስደተኛራት ብምዃን  መኣዲ ኢፍጣር ረመዳን ተኻፊሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቲ ኣጋጣሚ “ገና ኣብ መዓልታት መኣዲ ኢስላም ኣቦታትና ናይ ነብዩ ሙሐመድ (ሰ.ዐ.ወ) ናይ ቀረባ…