ምዝገባ መረፅቲ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ዝቕፅሉ 15 መዓልቲታት ብኢንተርኔት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ዝቕፅሉ 15 መዓልቲታት ብኢንተርኔት ምዝገባ መረፃ ከካይዱ ከምዝኽእሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቶም ተምሃሮ ክሳብ 26 ሚያዝያ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ መርበብ ሓበሬታን ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ ቦርድ…