Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት መዲና ኢሳ ኣብ ማንቸስተር ኣብ ዝተኻየደ 10 ኪ.ሜ ውድድር ጉያ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣትሌት መዲና ኢሳ ኣብ ማንቸስተር ኣብ ዝተኻየደ 10 ኪሎ ሜትር ውድድር ጉያ ተዓዊታ፡፡ አትሌት መዲና ኣብቲ ውድድር ኣብ 30 ደቒቓን 42 ሰከንድን ብምእታው ቀዳመይቲ ኮይና ምስዓራ ካብ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ፡፡…

ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ኢትዮ ኤሌክትሪክን ነጥቢ ተኻፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 30 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ፀወታ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ኢትዮ ኤሌክትሪክን ነጥቢ ተኻፊለን። ኣብ ስታድዩም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ንግሆ ሰዓት 3፡30 ኣብ ዝተኻየደ ፀዋታ ክልቲአን ጋንታታት ብዘይምንም ሽቶ ብማዕረ…

ሕቶ በሪ ባሕሪ መልሲ ንኽረክብ ህዝቢ ግቡእ ድጋፍን ፃዕርን ክግበር ኣለዎ – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተርኣየ ህዝባዊ ቆራፅነት ሕቶ በሪ ባሕሪ ተረባሕነት ምድጋም ከምዝግባእ ምሁራን ተዛሪቦም፡፡ እቶም ምሁራት ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፤ ተረባሕነት በሪ ባሕሪ እዋኑ ዝጠልቦ ጉዳይ ህልውናን…

ልእኽትኡን ወፍሩን ብግቡእ ዝፍፅም ሰራዊት ከይዲ ምህናፅ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ- እዚ ደቡብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) እዚ ደቡብ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ኣዋርሕ ኣብ ግዝያዊ መሰልጠኒ ሶደሬ ዝሰልጠኑ መሰረታዊ ወታደራት ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ምክትል ኣዛዚ እዚ ደቡብ ሜጀር ጀነራል ኣድማሱ ኣለምነህ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት መኮንናትን እቲ…

ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ሎሚ ንህዝቢ ክፉት ኮይኑ ክውዕል እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ኢንፎርሜሽንን ኣሰናዳእነት እናተካየደ ዝርከብ ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ሎሚ ክዛዘም እዩ። ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ 2025 ትማሊ ንህዝቢ ክፍቲ ኾይኑ…

እወንታዊ ክብሪታት ንምህናፅ ኩለን ትካላት ብምትሕብባር ክሰርሓ ይግባእ – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እወንታዊ ክብሪታት ንምህናፅ ኩለን ትካላት ብምትሕብባር ክሰርሓ ከምዝግባእ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣገንዚቡ። መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ናይ ሰላም፣ ሕብረትን ልምዓትን ጉባኤ 5 ክሳብ 6 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያዱ…

ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ስራሕቲ ልምዓት ብሙየኦም ንምድጋፍ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ሰላምን ሓድነትን ህዝብታት ኣብ ዘጠናኽሩ ስራሕቲ ብሙየኦም ንምድጋፍ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም። "ጥበብን ሃገርን፣ ጥበብ ንኢትዮጵያ ብራኸ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገራዊ ሰብ ሙያ ኪነ ጥበብ መድረኽ ዘተ ኣብ ክልላትን…

መንግስቲ ጃፓን ንኢትዮጵያ ደገፍ 17 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ጃፓን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ኣገልግሎት ሕክምና ተመሓላለፍቲ ሕማማት  ንምጥንኻር ዝውዕል ደገፍ 17 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ገይሩ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሺበታ…

ኪነ ጥበብ ሕብረ ብሄራዊት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ርኡይ ግደ ይፃወት – ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኪነ ጥበብ ሕብረ ብሄራዊት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ኣብ ዝተጀመሩ ፃዕሪታት  ርኡይ ግደ ይፃወት  ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኪነ…

ንኢትዮጵያ ንምዝማን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ናይቲ ኣመራርሓ ናይ ለውጢ ቁርፀኝነት ዘርእዩ ኢዮም-ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንኢትዮጵያ ንምዝማን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ናይቲ ኣመራርሓ ናይ ለውጢ ቁርፀኝነት ዘርእዩ ኢዮም ክብሉ ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ስታይን ክሪስተንሰን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ፃንሒቶም ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ምትሕብባር ናብ…