Fana: At a Speed of Life!

ብስም ኢንቨስተርነት ገበን ምጭብርባር ዝፍፅሙ  ዜጋታት ወፃኢ ዓዲ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብስም ኢንቨስተርነት ገበን ምጭብርባር ዝፍፅሙ  ውሱናት ዜጋታት ወፃኢ ዓዲ ከምዘለዉ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ። ኢንተለጀንስ ገበን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል፥  እቶም ውልቀ ሰባት ኣብ ኣዲስ ኣበባዝነብሩ ኢዮም። መንነት ሃፍትን ንብረትን ዘለዎም…

ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 29 ሺሕ ተረባሕቲ ሴፍቲኔት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀነሲ ውሕስነት ምግብን ልምዓታዊ ሴፍቲኔትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 29 ሺሕን 400 ተረባሕቲ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ኣመሪቑ። እቲ ተረባሕቲ ናብ ዝሓሸ ዓውዲ ስራሕ ከምዝተሰጋገሩ ገሊፁ። በዚህም በአካባቢ ጥበቃ ስራ፣ በከተማ ግብርና…

ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ 195 ዶክተራት ሕክምና ዶክተራት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ሃዋሳ  195 ዶክተራት ሕክምና ዶክተራት ኣመሪቑ። ካብቶም ተመረቕቲ እቶም 38 በዝተፈላለዩ ፕሮግራማት ስፔሻሊቲ ሕክምና ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ  ብዶክተራት ሕክምና ንመበል 12 እዋን…

ኢትዮጵያ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ቅድሚ ምጅማራ ሓበሬታታት ንምልውዋጥ  ሱዳንን ግብፅን ተወከልቲ ንክስይማ ኣንጊዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ  ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ቅድሚ ምጅማሩ ሓበሬታታት ንምልውዋጥ  ሱዳንን ግብፅን ተወከልቲ ንክስይማ ኣንጊዶም። ንሚኒስትራት ማይ እተን ሃገራት ብወግዒ ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳበ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ህንፀት ሜጋ ፕሮጀክት ማእኸል ሕከምና ሮሃ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህንፀት ሜጋ ፕሮጀክት ማእኸል ሕከምና ሮሃ ኣጀሚሮም። ኣብ ምጅማር እቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነሽ ኣበቤን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም። እቲ…

300 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)300 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድን መራሒ ጉጅለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓን ፔካ ሀቪስቶ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ትግራይ ዘሎ ደገፍ ሰብኣዊ መሰል ብዝምልከት ኣብ…

ኬንያ ብምኽንያት ሕፅረት ኦክሲጅን መጥባሕቲ ምግባር ከምዘቋፀት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘዓበየ ሪፈራል ሆስፒታል ኬንያታ ሆስፒታል ብምኽንያት ሕፅረት ኦክስጅን ሕክምና መጥባሕቲ እናናወሐ ከምዝርከብ ገሊፁ፡፡ ሓላፊ እቲ ሆስፒታል ኣቫንሰን ካሪ፥ ቀረብ ኦክሲጅን ክሳብ ዝስተኻኸል ሕክምና መጥባሕቲ ከምዝተቛረፀ…

ህንፀት ፕሮጀክት መፈለፈሊ ሓይሊ ኤሌትሪክ ኮይሻ 40 ሚኢታዊ ምብፅሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌትሪክ ኮይሻ 40 ሚኢታዊ ምብፅሑ ተገሊፁ። ካብ ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ቀፂሉ ኣብ ኢትዮጵያ እቲ ዝዓበየ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌትሪክ ዝኮነ ፕሮጀክት ሓይሊ ኤሌትሪክ ኮይሻ፥ ከይዲ ህንፀቱ 40 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ…

ሩሲያ ኣቑሑ ንእትፅዕን ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክልል ኣየር ሳይቤሪያ ንክትበርር ፍቓድ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣቑሑ ንእትፅዕን ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክልል ኣየር ሳይቤሪያ ንክትበርር ፍቓድ ከምዝሃበት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ገሊፁ። ሰብ መዚ መገዲ ኣየር ክልቲአን ሃገራት ብመሰረት ዝገበርዎ ስምምዕነት እቲ በረራ ከምዝተፈቐደ ተሓቢሩ።…