ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅርታታት ይግበአኒ ታክስ ብምምርማር ፍትሓዊ ውሳነ ይወሃብ ኣሎ Desta May 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣከፋፍላ ታክስ ዝቐርቡ ቅርታታት ይግበአኒ ብምምርማር ፍትሓዊ ውሳነ ይወሃብ ከምዘሎ ኮሚሽን ይግበአኒ ታክስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ጉዳያት ርክብ ህዝቢን ኮሚኒኬሽንን እቲ ኮሚሽን ኣይተ ሃይማኖት ደመቀ፥ ኣብ ከይዲ ኣከፋፍላ ታክስ ነዝቐርቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ መሪሕ ሃገር ትኸውን ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Desta May 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ፣ ዲጂታል መሰረተ ልምዓትን ስራሕቲ መማዕበሊ ክእለትን መሪሕ ሃገር ትኸውን ኣላ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስን ንምዕባለን…
ስፓርት ሲዳማ ቡና ንወላይታ ድቻ ስዒራ Gebremariam Weldegerima May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንወላይታ ድቻ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ሲዳማ ቡናን ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ማይክል ኪፕሩቪል ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ሲዳማ ቡና ተኸታታሊ ካልኣይ ዓወታ…
ስፓርት ክሪስቲያኖ ሮናልዶ ን3ይ ግዘ ናይ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ተኻፋሊ ስፖርተኛ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ 40 ዓመት ፖርቹጋላዊ ኢንተርናሽናል ንተኸታታሊ ሰለስተ ዓመት ናይ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ተኻፋሊ ስፖርተኛ ኮይኑ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ስዑድ ዓረብ ንጋንታ ኣልናስር እናተፃተ ዝርከብ ክሪስቲያኖ ሮናልዶ፤ ብዓመት 275 ሚሊየን ዶላር ዝኽፈሎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዘተ ሰላም ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ኢስታንቡል ምኽያድ ጀሚሩ mizan mekonen May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣባላት ተዳራዳሪ ልኡካን ጉጅለ ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ቱርኪ ኢስታንቡል ይዛተዩ ኣለው። ብኣዳራዳሪነት ኣሜሪካን ቱርክን እናተኻየደ ዝርከብ ዘተ ሰላም እተን ሃገራት ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ንፈለማ እዋን ዝተገበረ ዘተ ገፅ ንገፅ እዩ ተባሂሉ፡፡…
ስፓርት ክርስትያኖ ሮናልዶ ንሳልሳይ ግዜ ካብ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ተኸፋሊ ስፖርተኛ ኮይኑ mizan mekonen May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ወዲ 40 ዓመት ፖርቱጋላዊ ኢንተርናሽናል ተፃዋታይ ንተኸታታሊ ንሳልሳይ ዓመት ካብ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ተኸፋሊ ስፖርተኛ ምዃን ኽኢሉ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንክለብ ስዑዲ ኣልናስር እናተፃወተ ዝርከብ ክርስትያኖ ሮናልዶ፤ ኣብ ዓመት 275 ሚሊየን ዶላር…
ስፓርት ሰርጂም ራትክሊፍ ልዕሊ 6 ቢሊየን ፓውንድ ከሲሮም mizan mekonen May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንኡስ በዓል ዋና ማንቼስተር ዩናይትድ ሰር ጂም ራትክሊፍ ኣብ ሓደ ዓመት ልዕሊ 6 ቢልዮን ፓውንድ ከሲሮም። እንግሊዛዊ በዓል ሃፍቲ ሰር ጂም ራትክሊፍ ሃፍቶም ካብ 23 ነጥቢ 519 ቢሊየን ፓውንድ ናብ 17 ነጥቢ 046 ቢሊየን ፓውንድ ምውራዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ኣብ ዝሓለፉ ሕዲት ዓመታት ርኡይ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዝተሰርሑ ስራሕቲ ርኡይ ውፅኢት ምምዝጋቦም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝኾነ ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኣብ ሓድሽ ዓለም ለኸ ማእከል ኮንቬንሸን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 18 ገፀር ከተማታት ዝርከባ 50 ሺሕ ኣባይቲ ኣናእሽቱ ሓይሊ ሶላር ተረባሕቲ ኮይነን Desta May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋረሕ እዚ ባጀት ዓመት ኣብ 18 ገፀር ከተማታት ዝርከባ 50 ሺሕ ኣባይቲ ኣናእሽቱ ሓይሊ ሶላር ተረባሕቲ ከምዝኾና ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚ ስራሕ ልምዓትን ሽግግርን ቴክኖሎጂ ኢነርጂ ገፀር ብርሃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ሎሚ ንጎሆ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ካብ ሃዋሳ ናብ ወላይታ ሶዶ እትጓዓዝ ዝነበረት ዶልፊን ተሽከርካሪት ብተፃራሪ ኣንፈት ምስ እትጓዓዝ ዝነበረት ናይ ፅዕነት መኪና ብምልታማ…