ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዋልያታት 5 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር መበረታትዒ ሽልማት ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናብ መበል 33 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝሓለፈ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ንዋልያታት) 5 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር መበረታትዒ ሽልማት ኣበርኪቱ።
እቲ ምምሕዳር ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ብሓድነት ተደሚሮም…