ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ – ኣተሓሳስባ ፓን ኣፍሪካኒዝም ብተግባር ዘርኣየት ፈላመይቲ ሃገር… Desta Feb 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ - ኣተሓሳስባ ፓን ኣፍሪካኒዝም ብተግባር ዘርኣየት ፈላመይቲ ሃገር ኢያ ኢለን ጎስጓሲት ፓን ኣፍሪካኒዝም ህይወት አዳነ። ኢትዮጵያውያን ዝነበርሉ ብራኸ ልዑል ኢዩ ብምባል፥ ኢትዮጵያ ቅድሚ ዓወት ዓድዋ ጀሚራ ንፓን ኣፍሪካኒዝም ኣተሓሳስባ…
ቢዝነስ ልዕሊ 27 ሺሕ ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይበር… Desta Feb 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ዝተፈተኑ ልዕሊ 27 ሺሕን 773 ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይበር እቶም 99 ሚኢታዊት ዝኾኑ ፈሺሎም ኢሉ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን(ኢመደኣ) ። እቲ ትካል ገምጋም ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ 2018 ዓ.ም ኣካይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ስትራቴጂ ትረስት ፈንድ ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ Desta Feb 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ብሄራዊ ስትራቴጂ ትረስት ፈንድ ትምህርቲ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሚኒስቴር ካብ ቢሮ ትምህርቲ ክልላት ምስ ዝተውፃእፅኡ መዳርግቲ ኣካላት ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ ገምጊሙ። ኣብቲ መድረኽ ብሄራዊ ስትራቴጂ ትረስት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቴክኖሎጂ ዝመርሖ ስርዓተ ትምህርቲ ንምጉልባት … Desta Feb 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 የካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ዝመርሖ ስርዓተ ትምህርቲ ንምጉልባት ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ካብ ቢሮ ትምህርቲ ክልላት ምስ ዝተውፃእፅኡ መዳርግቲ ኣካላት ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ ገምጊሙ። ሚኒስትር ዴኤታ አየለች እሸቴ÷…
ስፓርት ኣርሰናል ንሰንደርላንድ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናልን ቼልሲን ንተጋጠምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን። ኣብ ስታዲየም ኤምሬትስ ንሰንደርላንድ ዘተኣናገደት ኣርሰናለ 3 ን 0 ብምስዓር መሪሕነታ ናብ 9 ክብ ኣቢላ። ኣርሰናል ዝተዓወተትለን…
ቢዝነስ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ልዑል ግደ ዝፃወት ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 15 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ኢትዮ-ቻምበር ሃፍቲ ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ልዑል ግደ ዝፃወት ኢዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ንግዲን ማሕበራትን ኢትዮጵያ ቀነኒሳ ኣለሜ (ዶ/ር)። መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ዘተ ቢዝነስ ማዕረ ንማዕረ፣…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ራብዓይ ተኸታታሊ ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ንቶትንሃም ሆትስፐርስ 2 ን 0 ስዒራ፡፡ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብሪያን ሙቤሞን ብሩኖ ፈርናንዴሽን ኣመዝጊቦምወንአሳርፈዋል። ኣብቲ ፀወታ ቅድሚ ዕረፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀጋታት ናብ ምዕባለ ብምልዋጥ ዝተጀመረ ባህሊ ስራሕ ንኢትዮጵያ ናብ ብራኸ ዘሳግር ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀጋታት ናብ ምዕባለ ብምልዋጥ ዝተጀመረ ባህሊ ስራሕ ንኢትዮጵያ ናብ ብራኸ ዘሳግር ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ተፈጥሮ ብልግስናኣ ካባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሪዞርት ቃላይ ሎጎ ቱሪዝም ንዝመርሖ ዕቤት ልዑል መሰረት ዘንብር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሪዞርት ቃላይ ሎጎ ቱሪዝም ንዝመርሖ ዕቤትን ንዘላቒ ውሕስና ናብራን ልዑል መሰረት ዘንብር ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ጎርጎራ ብምቕፃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሪዞርት ቃላይ ሎጎ ኣብ ውሽጡ እንታይ ሒዙ ይርከብ? Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካልኣይ ውጥን ፕሮጀክት 'መኣዲ' ዝኾነን ኣብ ከተማ ሃይቅ ዝርከብን ሪዞርት ቃላይ ሎጎ ብዕሊ መሪቖም፡፡ እቲ ሪዞርት ተፈጥሮኣዊ ፅባቐ ወሎ፤ ዘበናዊ ከምኡ እውን ዓለም ለኸ…