ፀገማት ንምፍታሕ ኣብ መፅናዕቲ ዝተመሰረቱ መፍትሒ ሓሳባት ምቕራብ ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበራዊ ፀገማት ብምትሕብባር ንምፍታሕ ኣብ መፅናዕቲ ዝተመስረቱ መፍትሒ ሓሳባት ምቕራብ ይግባእ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን “ርክብ መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ፡ ሰናይ ዕድላት፣ ፈተናታትን መፍትሒታትን”…