ድሕንነቱ ዝተሓለወ ዲጂታል ስነ ምህዳር ሉኣላዊነት ሃገር መሰረታዊ ዓምዲ ኢዩ – ወ/ሮ ትእግስት ሃሚድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ድሕንነት ሳይበር ንሃገራዊ ልምዓትን ብሄራዊ ድሕንነትን ቁልፊ ስትራቴጂ ብምግባር ቅድሚት ሂባ እናሰርሐት ትርከብ ኢለን ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ትእግስት ሃሚድ።
3ይ ጉባኤ ዓለም ለኸ ድሕንነት ሳይበርን…