Fana: At a Speed of Life!

ምስረታ መንግስቲ፡- ህዝባዊ ቃልኪዳንን መሕደሲ ድጋፍን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ዲፕሎማሲያዊ ርክባ ብምጥንኻር፣ መመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ብዓወት ብምትግባር፣ ከምኡ እውን ታሪኻዊ ሃገራዊ ዘተ ብምክያድ ብዙሓት ተግባራት ፈፂማ እያ። እዞም ፃዕሪታት ዝማዕበለት ሃገር ንምህናፅ…

በዓል ኢሬቻ ሆረ ሃርሰዴ ኣብ ቢሾፍቱ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆራ ሃርሰዴ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ መልካ ሃርሰዴ ብምርቓት ኣባ ገዳታትን ሃደ ሲንቄታትን ብድምቀት ምኽባር ጀሚሩ። እቲ በዓል “ኢሬቻ ንሃገራዊ ምርድዳእ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት…

በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ባህላዊ ክብሩ ሓልዩ ብፍሉይ ድምቀት ተኸቢሩ ተዛዚሙ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይዚ ዓመት በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ባህላዊ ክብርታቱን ትውፊታቱን ሓልዩ ብሓጎስን ብፍሉይ ድምቀትን ተኸቢሩ ከም ዝተዛዘመ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበበ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ…

ኢትዮጵያ፡ ብሰላም ዝፀንዐት፣ ብሉዓላውነት ዘይትደራደር

ኣዲስ ኣበባ፣23 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ገለ ሃገራት ዶባተን ብመንደቕ ይሕልዋኦ። ኢትዮጵያ ግን ዶባታ ብኻልእ ነገር ትሕልዎ፤ ብዘይናወፅ መትከል። ኢትዮጵያውነት፣ ካብ ትማሊ ክሳብ ሎሚ ዝተዘርግሐ ማሕተም እዩ። ኣብ ዓውደ ውግእ ዘይተደራደረት፣ ኣብ ጠረጴዛ ስምምዕ እውን ክብራ…

በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኸበረ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ “ኢሬቻ ንሃገራዊ ምርድዳእ” ብዝብል ቴማ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ክኽበር ጀሚሩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣባ ገዳታትን ሃደ ሲንቄታትን ብምርቓት ኣጀሚሮምዎ። ኣብቲ ኣከባብራ…

መንግስቲ መደመር ፈተናታት ናብ ዕድል እናቐየረ ውፅኢታት እናመዝገበ ይርከብ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ መደመር ተፈጥሮኣዊን ብሰብ ስራሕ ፈተናታት ናብ ዕድል እናቐየረ ኣብ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያውን ፖለቲካውን መዳያት ዓበይቲ ውፅኢታት እናመዝገበ ይርከብ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስተር ንበዓል ኢሬቻ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መልእኽቶም፥ መዓልቲ ኢሬቻ መዓልቲ ሓጎስ፣ ሰላምን በረኸትን ክኸውን ተመኒዮም። #ኢትዮጵያ #ዓባይሃገር #ዓብዩህዝቢ #ዓብዩራእይ

ሕልሚ ካይሮን ተለኣኣኺት ኣስመራን

ኣዲስ ኣበባ፣22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ዝርአ ዘሎ ጂኦ ፖለቲካዊ መድረኽ ዝርኣዩ ተለዋዋጢ ፍፃመታት ብግልፂ ዘርእዩዎ ሓደ ሓቂ ኣሎ፤ እዚ ድማ ስልታዊ ፍልፍል ፍርሒ ካይሮን ኣስመራን ኩለመዳያዊ ምዕባለን ራህዋን ኢትዮጵያ ምዃኑ እዩ። ኢትዮጵያ ዘለዋ ተፈጥሯዊ…

ኣይተ ኣወል ኣርባ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኮይኖም ተሰይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22መስከረም ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ዳግማይ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ ሰይምዎም። ርእሰ ምምሕዳር ኣወል ኣርባ ኣብ ቅድሚ እቲ ጉባኤ ቀሪቦም ቃለ መሓላ ፈፂሞም። ብተወሳኺ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካየዶ ጉባኤ ወ/ሮ ፋጡማ መሓመድ…

10 ሺሕ ፍንጃል ቡን ብሓደ መዓልቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)10 ሺሕ ፍንጃል ቡን ዝስተየሉ ዘደንቕ ስነ ስርዓት ቡን ጣዓሙ ተዳልዩ። ነቲ ስነ ስርዓት ምፍላሕ ቡን ንምድላው 100 ኪሎ ግራም ቡንን 10 ሺሕ ፈናጅልን ኣብ ኣገልግሎት ውዒሎም። ብኢስት ኣፍሪካ ቢዝነስ ግሩፕ ኣብ ዝተዳለወ እዚ…