Fana: At a Speed of Life!

ንስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝግበር ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፀል ኢዩ-ሕቡራት መንግስታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝግበር ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፀል ኢዩ ኢሉ ሕቡራት መንግስታት። ሕዱራት መንግስታት ንስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝኸውን 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ስምምዕነት ደገፍ ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ተተካኢ…

ኢትዮጵያ ኣህጉራዊ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ንምትግባር ግደኣ ትዋፃእ ኣላ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤ ምሲ)ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ስምምዕነት ኣህጉራዊ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ንምዕዋት ኢትዮጵያ እጃማት እናተዋፀአት ትርከብ ኢሎም፡፡ እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ሕብረት ኣውሮፓ 'ኢኮትሬድ' ዝተብሃለ ፕሮጀክት ኣብ ኢትዮጵያ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤ ምሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካን ኣዛዚ ኣፍሪኮምን ምስ ዝኾኑ ጄነራል ማይክል ላንግሌይ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚከዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ ጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካን…

ቀጣናዊ ዝምድና ንግዲ ንምጥንኻር ዝዓለመ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤ ምሲ)ግደ ንግዲን ዓውዲ ውልቀን ንምጥንኻር ዝዓለመ "ኢኮትሬድ" ፕሮጀክት ሎሚ  ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት “ብውልቀ ዓውዲ ዝምራሕ ሰንሰለት እሴት ክብ ብምባል ዝምድና ንግዲን ኢኮኖሚን ኢትዮጵያ ምጉልባት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክትግበር። ሚኒስትር…

ኣብ ዓውዲ ፍርያት ሕርሻ ዝተውሃበ ፍቓድ ድለላ ተሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣብ ዓውዲ ፍርያታት ሕርሻ ዝተውሃበ ፍቓድ ድለላ ሙሉእ ብሙሉእ ተሰሪዙ ኢሉ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣብዱልሃኪም ሙሉ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ ዓውዲ ምንም እታወት እንተይወሰኹ ስርዓት ንግዲ ዝርብሹ…

እቲ ኣዋጅ ምስ ዓለም ለኸ ሕግታት ዝተጠዓዓመ እዩ- ግልጋሎት ደሕንነት ፋይናንስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብገበን ዝተረኸበ ንብረት ወይ ድማ ገንዘብ ሕጋዊ ኣምሲሉ ምቕራብን ንግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ምሕጋዝን ንምቁፅፃርን ንምክልኻልን ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ግብረ ራዕዲ ንምክልኻልን ገበን ንምቁፅፃርን ዘኽእል ከምኡ እውን ምስ ዓለም ለኸ ሕግታት ዝተጠዓዓመ እዩ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንሓደሽቲን መስፋሕፍሒን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት መስርሒ ቦታ ቁልፊ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንሓደሽቲን መስፋሕፍሒን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት መስርሒ ቦታ ቁልፊ ኣረኪበን፡፡ እተን ከንቲባ ንማሕበረሰብ ንግዲን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ ዘዛተናሉ እዋን ኣብ ዘቕረብዎ ሕቶ መሰረት ምላሽ…

ተግባራዊ እናተገበረ ዝርከብ ሪፎርም ንዓማዊል ፅርየት ዘለዎ ግልጋሎት ንምሃብ ዘኽእል እዩ – እቲ ግልጋሎት

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ተግባራዊ እናተገበረ ዝርከብ ሪፎርም ንዓማዊል ፅርየት ዘለዎ ግልጋሎት ንምሃብ ዘኽእል እዩ ኢሉ፡፡ እቲ ግልጋሎት ዝገበሮ ፖሊሲን ምምሕያሽ ኣሰራርሓ ስራሕ ኣመልኪቱ ምስ ተወከልቲ መራኸብቲ ሓፋሻት ዘተ ገይሩ፡፡…

ዝተማልአ ነፃነት ዕብየት ኢኮኖሚ ባህሊ ስራሕ ንምዕባይ ቁልፊ ጉዳይ እዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝተማልአ ነፃነት ዕብየት ኢኮኖሚ ባህሊ ስራሕ ንምዕባይ ቁልፊ ጉዳይ እዩ ኢለን ሚኒስትር ክእለት ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል፡፡ ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትሪ ስራሕን ክእለትን ብምትሕብባር "ባህሊ ስራሕን ኣፍራይነትን ንልኡላውነት ሃገር" ብዝብል…

7ይ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ‘ኣግሮ ፉድ’ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይና፣ ጀርመን፣ ህንዲ፣ ስዑዲ ዓረብ፣ ቱርኪን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ሓዊሱ 14 ሃገራት ዝሳተፍሉ 7ይ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ‘ኣግሮ ፉድ’ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሚሊንየም ኣዳራሽ ምክያድ ጀሚሩ። ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 14 ሰነ 2017 ዓ.ም ዝካየድ…