ቤት ምኽሪ ክልል ጋመቤላ ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብር 10 ሚሊየን ሓገዝ ንምግባር ወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋመቤላ ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብር 10 ሚሊየንን ኣባላት እቲ ካቢኔ ድማ 50 ሚኢታዊ ወርሓዊ መሃየኦም ሓገዝ ንምግባር ወሲኑ።
እቲ ካቢኔ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ኣገልግሎት ጥዕና ንምሕጋዝ ክልተ ኣምቡላንሳት ተሽከርከርቲ…