ቢዝነስ ብ500 ሺሕ ዝማዕበለ ሶፍት ዌር ምምሕዳር ኮንትራት ቡና ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ኢትዮጵያ ብ500 ሺሕ ዘማዕበሎ ሶፍት ዌር ምምሕዳር ኮንትራት ቡና ስራሕ ጀሚሩ። ሚኒስትር ግብርና ኣይተ ዑመር ሓሰን ምምሕዳር ውዕል ኮንትራት ናብ ስራሕ ምእታዉ ዝተወዘፈ ስርዓት ዕዳጋ ካብ ምውጋድ ብተወሳኺ ነዊሕ ግዜ…
Uncategorized ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 481 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 762 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 481 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 121 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት መንግስቲን ውልቀን ብመሰረት ዝኣተውኡ ቃል ንፕሮጀክት “መኣዲ ሃገር” ዝኸውን ገንዘብ ኣታዊ ገይረን Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መንግስቲን ውልቀን ብመሰረት ዝኣተውኡ ቃል ንፕሮጀክት “መኣዲ ሃገር” ዝኸውን ገንዘብ ኣታዊ ገይረን። ብመሰረት እዚ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ እቲ ባንኪን - 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ - 90 ሚሊየን ብር…
ጥዕና ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ኣብ ጅግጅጋ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድመኦም ካብ ሓሙሽተ ዓመት ንታሕቲ ንዝኾኑ ህፃናት ዝወሃብ ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ኣብ ጅግጅጋ ተጀሚሩ። እቲ ክታበት ክሳብ 19 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ኣብ ኩሎም ዞባታት ክልል ሶማሌ፣ ወረዳታትን ምምሕዳራት ከተማን ክወሃብ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኤርትራ ካብ ከተማ ኣቑርደት 91 ኪሎ ሜትሮ ርሒቑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤርትራ ካብ ከተማ ኣቑርደት 91 ኪሎ ሜትሮ ርሒቑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመ ሚኒስትሪ ዜና እታ ሃገር ኣይተ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ትዊተር ገሊፁ። እቲ 4 ነጥቢ 8 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ፥ ካብ ከተማ ኣቑርደት ኣስታት 91 ኪሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ክልለ ትግራይ ምስ ዘለዉ ሰብ ዋና መፍረይቲ ኢንዱስትሪን መንቀሳቐስቲን መድረኽ ዘተ የካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣብ ክልለ ትግራይ ምስ ዘለዉ ሰብ ዋና መፍረይቲ ኢንዱስትሪን መንቀሳቐስቲን መድረኽ ዘተ የካየድ ኣሎ። እቲ ልዝብ እቶም ትካላት ዳግማይ ናብ ስራሕ ብዛዕባ ዝኣትውሉ ዘነፃፀረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ 28 ግንቦት 2013 ዓ.ም ንክኸውን ሓሳብ ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ 28 ግንቦት 2013 ዓ.ም ንክኸውን ሓሳብ ቀሪቡ። ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ረቂቕ ግዘ ሰሌዳ ምርጫ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሎሚ ዘበን ናይ ዝካየድ ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ ይዛተ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ ይዛተ ኣሎ ዋና አፈፃሚ ስራሕ እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር ሙሉ ነጋ፣ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ዶክተር አብርሃም በላይ፣ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ሜጀር ጀነራል በላይ ስዩምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 42 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)42 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ንክምለሱ ምስ ግሎባል ኣሊያንስ ዝተብሃለ ብዲያስፖራታት ኢትዮጵያ ዝተጣየሸ ግብረ ሰናት ብምትሕብባር ኢዩ። ተወከልቲ ግሎባል ኣሊያንስ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 100 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 100 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ልቓሕ ኣብ ዓውዲ ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ንዝተዋፈሩ መሃዝቲ ስራሕ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ሰነድ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ…