ኣሜሪካ ሙሉእ ንሙሉእ ክታበት ዝወሰዱ ዜጋታት “ማስክ” እንተይገበሩ ንኽንቀሳቐሱ ፈቒዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሙሉእ ንሙሉእ ክታበት ዝወሰዱ ዜጋታት መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን እንተይገበሩ ንኽንቀሳቐሱ ፈቒዳ።
መእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት እታ ሃገር ዘውፅኦ መምርሒ፥ እቶም ዜጋታት ጉዕዞ እግሪ ምግባር፣ በስክሌት ምዝዋር፣ ኣብ ማሕበራዊ ህይወት…