Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ዞባ ኮንሶ ብመሰረት መሊሱ ዝተወለዐ ጎንፂ ካብ 1 ክሳብ 11 ሕዳር ኣብ ዘሎ እዋን 66 ሰባት ከምዝተቐተሉ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ዞባ ኮንሶ ብመሰረት መሊሱ ዝተወለዐ ጎንፂ ካብ 1 ክሳብ 11 ሕዳር ኣብ ዘሎ እዋን 66 ሰባት ከምዝተቐተሉ ቢሮ ፀፅታን ሰላምን ክልል ደቡብ ብምጥቃስ ኣፍሊጡ። ንዓመታት ዝተሃነፁ ጣቢያታት ኣብ ውሽጢ…

ቤት ፍርዲ በዓል ዋና ሙለር ሪልስቴት ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ብ100 ሺሕ ብር ውሕስና ንክወፅኡ ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ በዓል ዋና ሙለር ሪልስቴት ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ብ100 ሺሕ ብር ዋሕስ ንክወፅኡ ፈቒዱ። ኣብ ትሕቲ ናቶም መዝገብ ዘለዉ ከልተ ተጠርጠርቲ ድማ 30 ሺሕ ብር ዋሕስ ብምትሓዝ ንክወፅኡ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ…

ኣሜሪካን ስዊድንን ንሰብኣዊ ደገፍ ትግራይ ዝኸውን ልዕሊ 24 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ስዊድንን ንሰብኣዊ ደገፍ ትግራይ ዝውዕል ልዕሊ 24 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይረን። ካብቲ ሓገዝ ገንዘብ እቲ ልዕሊ 18 ሚሊየን ዶላር ናይ ኣሜሪካ እቲ 6 ሚሊየን ዶላር ድማ ናይ ስዊድን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣሜሪካ ዝገበረቶ ደገፍ፥ ኣብ…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ረቂቕ ሰሌዳ ግዜ ምርጫ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ረቂቕ ሰሌዳ ግዜ ምርጫ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ የካይድ ኣሎ። እቲ ቦርድ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ምስ ስቪክ ማሕበራት፣ ፓርቲታት ፖለቲካን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ከካይዶ ናይ ዝፀንሐ ዘተ ውፅኢቱ ኣብቲ…

ንሰላምን ልምዓትን እንበር ንኦነግ ሽኔ ቦታ ኣይብልናን-ህዝቢ ከተማ ደምቢ ዶሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ነበርቲ፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲን ኣካላት ፀፅታን ዞባ ቄለም ወለጋ ከተማ ደምቢ ዶሎ ወፍሪ ምእላሽ ኣባላት ኦነግ ሽኔ ኣካይዶም። እቲ ዳህሳስ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታ ዝተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኦነግ ሸኔ ኣብቲ ከባቢ እናፈጠሮ ዝፀንሐ…

ኣብ ህንዲ ብሰንኪ ፖሎቲካዊ ኣፈላላይ ዝተበተነ ሓዳር 10 ዓመት

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምዕራባዊ ክፋል ህንዲ፡ ልዕሊ 10 ዓመት ዝገበረ ሓዳር ክልተ ፖሎቲከኛታት፡ ሰበይቲ ናብ መቐናቐንቲ ሰልፊ ብምጽንባራ ናብ ሓደጋ ወዲቑ ይርከብ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ፡ ኣባል ባይቶ ናይ'ቲ ብቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ዝምራሕ ሰልፊ…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ በዓል ልደት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ፈተውቲ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ ዲያስፖራን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ፈተውቲ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኢትዮጵያን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርሑስ በዓል ልደት ይኹነልኩም ክብሉ ድማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም…

ካብ ታሪክ ብዘይምምሃር ኣብ ዕንክሊል ብሓዊ ምፅዋት ብዛዕባ ዘእትወና ተግባር ንምቅላስ ተዋዲድና ንስራሕ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝበፅሐ ሕልፈት ህይወትን ጉድኣት ኣካልን ብዝምልከት ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። ሞት ብፍፁም ክንላመድ ኣይብልናን እወን ኢለን። ኣብ ዞባ…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ውሽጢ ቀጠና ዘለዉ ህፃናት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣጽቀስላሴ ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቨርጂኒያ ጋምባ ኣብ ውሽጢ ቀጠና ዘለዉ ህፃናት ተዛቲዮም። ኣብ እዋን እቲ ዘተ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ…

ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ትካላት ዴሞክራሲ ፌዴራል ኣብ ጅግጅጋ ሎሚ መዓልቲ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍድሪ ፌዴራል ወይዘሮ መአዛ አሸናፊ ፣ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይዘሮ ሽታዬ ምናለ፣  ኮሚሽነር…