ስፓርት ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ሃዋሳ ከተማ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ሃዋሳ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ዝተኻየደ መበል 15 ሰሙን ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሰበታ ከተማን ሃዋሳ ከተማን ኣራኺቡ ነይሩ፡፡ ኣብቲ ፀወታ ድማ ሰበታ…
ኮሮናቫይረስ ሃገራት ኣፍሪካ ክታበት ኮቪድ-19 ምሃብ ጀሚረን Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣፍሪካ ክታበት ኮቪድ-19 ምሃብ ምጅማረን ተገሊፁ። ግብፂ ጋናን ክታበት ምሃብ ዝጀመራ እንትኾና፥ ናይጄሪያ ሓዊሱ ካልኦት ሃገራት እውን ሎሚ መዓልቲ ክጅምራ ኢየን ተባሂሉ፡፡ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ክሳብ ሕዚ ብኮቪድ-19 ዝተትሓዙ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መፅሓፍ “መገዲ ምድማር” ፅባሕ ኣብ ዕዳጋ ከምዝውዕል ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ መፅሓፍ “መገዲ ምድማር” ፅባሕ ኣብ ዕዳጋ ከምዝውዕል ኣፍሊጦም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ መፅሓፍ ፈለግ ለውጢን ምድማር ዝሓለፎ መገዲን ናብ ድሕሪትን ቅድሚትን እናተመላለሰ ከምዝድህስስ ተዛሪቦም። ብዙሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ጥሜት ንምጥፋእ ኣብ ዘኽእል መገዲ ኣይኮነትን – ፋኦ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ጥሜት ንምጥፋእ ኣብ ዘኽእል መገዲ ከምዘይኮነት ዓለም ለኸ ትካል ምግቢን ሕርሻን (ፋኦ) ተወካሊ ኣፍሪካ ኣበበ ሃይለገብሪኤል ገሊፆም። እታ ኣህጉር ጥሜት ንምጥፋእ ዝተተሓዘ ሽቶ ብዙሓት ስዳሮታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ካልኣይ ዙር ምዝገባ ሕፁያት መረፃ ክሳብ 30 2013 ዓ.ም ኣናዊሑ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ካልኣይ ዙር ምዝገባ ሕፁያት ተወዳደርቲ መረፃ ክሳብ 30 2013 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ከይዲ ምዝገባ ሕፁያት ኣመልኪቱ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እናብፀሐ ከምዝነበረ ይፍለጥ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ዝርከቡ ዜጋታት ብላቕነት ተረባሕቲ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ዝርከቡ ዜጋታት ብላቕነት ተረባሕቲ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ፌዴራል ኤጀንሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ውሕስና ምግቢን ከተማታት ገሊፁ። ካብ ሸሞንተ ክልላትን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ንዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያታት ሓደ ማእኸልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ዋና ዳይሬክተር ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ዋና ዳይሬክተር ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ብርጋዴር ጄኔራል ጌታቸው ሽፈራውጋር ተዛቲዮም። ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ዞባ ምጥንኻር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኣብ ውሽጢ ጉዳይ ሃገራት ትገብሮ ኢድ ኣእታውነት ግቡእ ኣይኮነን – ሩሲያ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ውሽጢ ጉዳይ ሃገራት ትገብሮ ኢድ ኣእታውነት ክትቁጠብ ከምዝግባእ ሩሲያ ፃውዒት ኣቕሪባ። ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ማሪያ ዛካሮቫ፥ ጉጅለ ቤት ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ሃገራት ንምእታው ዝገብሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት 26 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተዛቲዮም። ብዌቢናር ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ኣብ ናይ ሓባር ድልየትን ረብሓን ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣብዚ ቀጠና ፀገማት እንተጋጥሙ ናይ ሓባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣርቲስት ጥላሁን ገሰሰ ኣደባባይን ሓውልትን ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ተቐሚጡ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብስም ክቡር ኣርቲስት ዶክተር ጥላሁን ገሰሰ ኣደባባይን ሓውልትን ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ከምዝተቐመጠ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እዚ ዛተገለፀ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተሳለጠ ዝክረ አርቲስት ጥላሁን ገሰሰ ሙዚቃ ኮንሰርት ኢዩ።…