ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሹመት 21 ዳያኑ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻምናይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዛዚሙ። እቶም ዳያኑ ኣብ ቢሮ ዓቃቤ ሕጊን ማሕበራዊ ቤት ፍርድን በቢብርኩ ኣብ ዘለዉ ኣብያተ ፍርዲ ብሓጋዚ ዳይነት ይሰርሑ ከምዝነበሩ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ምስ ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢኔርጂን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ምስ ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢኔርጂን ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ፌሊክስ ትሺሴኬዲኪ ናይዚ እዋን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ኢዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ”ደው ኢለ ክምርቐኪ” ብዝብል ኣብ ፓርክ ሕውነት ሸገር ዝግበር ኮንሰርት ዝክረ ጥላሁን ንዘሰናድኡ ኣካላት አመስጊኖም Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ''ደው ኢለ ክምርቐኪ'' ብዝብል ኣብ ፓርክ ሕውነት ሸገር ዝግበር ኮንሰርት ዝክረ ጥላሁን ንዘሰናድኡ ኣካላት አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፌስ ቡክ ገፅ እቲ ዝክረ ጥላሁን ብምትሕብባር፣ ዝተረኸበ እቶት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ መበል 70 ኣመት በዓሉን ምስረታ ኣልሙናይን የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ መበል 70 ኣመት በዓሉን ምስረታ ኣልሙናይን የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ስነስርዐት ሚኒስትር ኣማኻሪት ዘፈር ማሕበራዊ ቀዳማይ ሚኒስትር ፕሮፌሰር ሂሩት ወልደማርያም ከምኡ እውን ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዘበነ ምህርቲ ዓመተ 2013/14 ዝኸውን ዘመናዊ ዱኽዒ ይጎዓዓዝ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንዘበነ ምህርቲ ዓመተ 2013/14 ዝኸውን ዘመናዊ ዱኽዒ ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ኣቕርቦት እታዎት ኣይተ መንግስቱ ተስፋ፥ ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ዘበነ ምህርቲ 18 ነጥብ 1 ሚሊየን ኩንታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ተሳናባቲ ምክትል ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ተሳናባቲ ምክትል ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ክዌሲ ኳሪቴይ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ድማ፥ እቶም ኮሚሽነር ኣብማሳደር ጋና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 354 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)354 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ከተማ ቤሩት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ እቶም ካብ ስደት ተመለስቲ ኤልማ ዝተብሃለ ትካል ምስ ፍሪደም ፈንድን ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጀነራል ፌዴሪኢን ብምትሕብባር ኢዮም ተመሊሶም ዘለዉ፡፡ እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲ ክቕፅል ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂቡ ምስ ርእሰ መምህራን ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲ ክቕፅል ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂቡ ካብ ኩለን ኣቢያተ ትምህርቲ ምስ ዝተውፃፅኡ ርእሰ መምህራንን ሱፐርቫይዘራትን ልዝበ ኣካይዱ። ኣብቲ ዘተ ምክትል ሓላፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ትዝታ ሙሉጌታ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ማዋርዲ ምስ ዝርከቡ ተምሃሮ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ዶክተር ትዝታ ሙሉጌታ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ማዋርዲ ምስ ዝርከቡ ተምሃሮ ኢትዮጵያ ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ እዋናዊ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ኩነታት ኢትዮጵያ ከምኡ እውንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝምልከት ልዝብ…
ስፓርት ኮሚሽን ስፖርት ትግራይን ስፖርትን ናብ ንቡር ንምምላስ ዘኽእል ምንቅስቓስ ተጀሚሩ- ኣይተ ዱቤ ጅሎ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ስፖርት ትግራይን ስፖርትን ናብ ንቡር ንምምላስ ዘኽእል ምንቅስቓስ ተጀሚሩ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣይተ ዱቤ ጅሎ ገሊፆም። ኣይተ ዱቤ ኣብ ትግራይ ዝግበር ደገፍ ብዝምልከት ንጋዜጠኛታት መግለፂ ሂቦም። ኣብቲ ክልል…