Fana: At a Speed of Life!

ፍኖተ ካርታ ፕሮግራም ምምሕያሽ ኤክስቴንሽን ጥዕና ዕላዊ ኮይኑ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 25፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክጀትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፥ ፍኖተ ካርታ ፕሮግራም ምምሕያሽ ኤክስቴንሽን ጥዕና ዕላዊ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም፥ እቲ ፕሮግራም ካብ 2013 ክሳብ 2017…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ምግቢ ንዘድሊየዮም ወገናት ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሊ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ምግቢ ንዘድሊየዮም ወገናት ዝገብሮ ድጋፍ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጦም። እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስተዛተዩ፥ ትካሎም ኣብ ክልል…

ደቡብ ሱዳን ኣገልግሎት በረራ ውሽጢ ዓዲ ዝህብ መገዲ ኣየር ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ሓንቲ ንኡሽተይ ኣውሮፕላን ምሕምሻሻ ስዒቡ ኣገልግሎት በረራ ውሽጢ ዓዲ ምእጋዳ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር፥ እታ ኣውሮፕላን ሰሉስ ምምሕምሻሻ ስዒቡ እቲ መገዲ ኣየር ብግዚያዊነት በረራ ከይገብር ኣጊዶም፡፡ እታ…

እናተረኣየ ዝርከብ ምዝጋዕ ዝርገሐ ለበዳ ቫይረስኮሮና ንኽውስኽ ገይሩዎ ኢዩ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ሕብረተሰብ ብምኽንያት ዝረአ ዘሎ ምዝንጋዕ ዝርገሐ ለበዳ ኮቪድ19 እናወሰኸ ምምፅኡ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝርገሐ ኮቪድ19 ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን፡፡ ኣብ መግለፂአን ድማ በቲ…

ብራዚል ብለበዳ ቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ልዑል ቁፅሪ እናመዝገበት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚል ብለበዳ ቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ልዑል ቁፅሪ እናመዝገበት ምዃና ተገሊፁ። እታ ሃገር ለበዳ ኮሮናቫይረስ ካብ ዝጅምር ብረቡዕ ኣብ ሓደ መዓልቲ ዝልዓለ መጠነ ሞት ኣመዝጊባ ኣላ። ሚኒቴር ጥዕና እታ ሃገር ትማሊ ኣብ ዝሃቦ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ንዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቢስሊ አመስጊኖም። እቶም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ድልየት ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝምልከት ንዝገበርዎ ሃናፂ ኣስተዋፅኦን ጭቡጥ ደገፍን ኢዮም እቶም ቀዳማይ…

ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻምናይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻምናይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ጉባኤ ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ ዓመተ 2013 ብዝምልከት ዘተ ክገብር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ…

ኢትዮጵያ ሻራዊ ዝኾነ ኢድ ኣእታውነትን ኣብ ልዕሊ ሃገርን መንግስቲን ዝካየድ ወፍሪ ስም ምጥፋእን ኣይትቕበልን – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሻራዊ ዝኾነ ኢድ ኣእታውነትን ኣብ ልዕሊ ሃገርን መንግስቲን ዝካየድ ወፍሪ ስም ምጥፋእን ከምዘይትቕበል ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ እናቐረቡ ብዛዕባ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሴናተር ጂሚ ኢንሆፍ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ተዛተዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሴናተር ጂሚ ኢንሆፍ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ተዛተዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሰብኣዊ ደገፍ ዘቕርባ ትካላት ኣብ ትግራይ ብምንቅስቓስ ደገፍ ንክገብራ መንግስቲ ይሰርሕ…

መንግስቲ ፌዴራል 1 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ገይሩ-ቤት ፅሕፈት ቀ/ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ካብ ካልኦት ጉዳያት ብምቕዳም 1 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ከምገበረ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብቲ ክልል ን3 ነጥቢ 8 ሚሊየን ተረባሕቲ…