ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ፓኪስታን ተጓዓዝቲ ዘሳፈረት ነፋሪት ተሓምሽሻ Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፓኪስታን 99 ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዘት ዝነበረት ነፋሪት ብምሕምሻሻ ብዙሓት ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ ክኾን ከም ዝኽእል ተገሊፁ። እታ ካብ ላሆረ ናብ ጂናህ ዝተበሃለ ቦታ ተበጊሳ ናብ ጂናህ ትጓዓዝ ዝነበረት ዋንነታ ናይ መንገዲ ኣየር ፓኪስታን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስሩዕ 24 ሰዓት መዓልታዊ መግለፂ ካብ ዝተውሃበ ሓበሬታ ብተወሳኺ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ 4 ተወሰኽቲ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስሩዕ 24 ሰዓታት ካብ ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ብተወሳኺ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣርባዕተ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብቲ ክልል ኣብ 41 ሰባት ብዝተገበራ ምርመራ ላቦራቶሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖለቲካዊ ልዝብ ኢትዮ ቱርኪ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ፖለቲካዊ መድረኽ ዘተ ኢትዮ-ቱርኪ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ልኡኽ ኢትዮጵያ ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ዝተመርሕ እንትኸውን፥ ልኡኽ ቱርኪ ድማ ብሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሴዳት ኦና ተመሪሑ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 83 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣዋጅ ሃፍቲ ልምዓት ጂኦተርማል ንምምሕያሽ ብዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ዝተዛተየ እንትኸውን፥ እቲ ኣዋጅ ዝተወሰኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ መልካ በሎ ብዝወቕዐ ዓያል ዝናብ ብዘስዓቦ ምንሽርታት መሬት ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ መልካ በሎ ዝወቕዐ ዓያል ዝናብ ብዘስዓቦ ምንሽርታት መሬት ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ኣብታ ወረዳ ቀበሌ ቶኩማ ጃላላ ካብራ ዝበሃል ቦታ ትማሊ ለይቲ ከባቢ ሰዓት ሸውዓት ኢዩ ኣጋጢሙ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ስራሕቲ ፈጠራ ዝተዋፈሩ ኢትዮጵያውያን ጃክ ማ ኣብ ዘዳለዉዎ ውድድር በዓል ዋና ፈጠራ ስራሕ ንኽሳተፉ ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ስራሕቲ ፈጠራ ዝተዋፈሩ ኢትዮጵያውያን ጃክ ማ ኣብ ዘዳለዉዎ ውድድር በዓል ዋና ፈጠራ ስራሕ ንኽሳተፉ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ኣቐዲሞም ምስ ቢሊየንር ጃክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ንዝተፈላለዩ ወገና ህያብ ኣበርኪቶም Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ንዝተፈላለዩ ወገና ህያብ ኣበርኪቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ንዝነብሩ 100 መራሕቲ ስደራ ስደተኛታት ሶሪያ ህያብ ምግቢ፣ ክናድውንቲን መሐለዊ ፅሬትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት 429 በፂሑ Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 645 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 30 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝበ ሙስሊም ዒድ ሶላት ኣብ ገዝኡ ኮይኑ ንኽሰግድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝበ ሙስሊም ዒድ ሶላት ኣብ ገገዝኡ ኮይኑ ንኽሰግድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ፕሬዚዳነት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ፥ ንመበል 1 ሺሕን 441 ዝኽበር በዓል ዒድ ኣል ፈጥር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ትልሚ ዕቤት ኢኮኖሚ 2020 ከምዘይትነድፍ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima May 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ዓመታዊ ትልሚ ዕቤት ኢኮኖሚ 2020 ከምዘይትነድፍ ኣፍሊጣ። ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢኮኖሚ ምስ ዘስዐቦ ፅዕንቶ ተተሓሒዙ ቻይና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ድሕሪ 1990፥ ንፈለማ እዋን ዓመታዊ ሓፈሻዊ ትልሚ ዕቤት ፍርያት ውሽጢ ዓዲ ከምዘይህልዋ…