ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ደሴን ኮምቦልቻን ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ደሴን ኮምቦልቻን ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምጥንኻርን ህዝቢ ብህወሓት ዝዝረቡ ኣዕነውቲን መሰረት ዘይብሎምን መረዳእታታት እንተይተደናገረ ብሓባር ናይ ምንባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 297 ኢትዮጵያውያን ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)297 ኢትዮጵያውያን ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብቶም ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያን እቶም 25 ህፃናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ። እቶም ተመለስቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሚሳይላትን ካልኦት ከቢድቲ ብረታትን ኣብ ዝነበሮ መኽዘን ኣፅዋር ሩሲያ ከቢድ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ መኽዘን ኣፅዋር ብዘጋጠመ ባርዕ ነበርቲ 14 ዓድታት ካብ ዝነበሩሉ ከባቢ ክወፅኡ ተገዲዶም። በቲ ሓደጋ ብውሑድ ሽዱሽተ ሰባት ክቖስሉ እንከለዉ፥ ካልኦት ሓሙሽተ ድማ ኣብ ሆስፒታል ሓገዝ ሕክምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ጂማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 409 ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጂማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 409 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቶም ተመረቕቲ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ከምኡ'ውን ፒ ኤች ዲ ዝተምሃሩ እንትኾኑ፥ ቅድም ክብል ምስ ዝተመረቑ 3 ሺሕን 139 ተምሃሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ሽዱሽተ ዛዕባታት ብምድሃብ ከምዝዛተ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 5 ሽሕ ርሕቐት ሓዱሽ ክብረወሰን ዓለም ምምዝጋባ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኪ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 5 ሽሕ ርሕቐት ሓዱሽ ክብረወሰን ዓለም ምምዝጋባ ስዒቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኪ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ “ሰብ ዋና ሓዱሽ…
ስፓርት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 5 ሽሕ ርሕቐት ሓዱሽ ክብረወሰን ዓለም ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ትማሊ ኣብ ሰፔን ቫለንሽያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ 14 ፡ 06 ፡ 62 ግዜ ብምዝዛም ሓድሽ ክብረወሰን ዓለም ኣመዝጊባ። እቲ ክብረ ወሰን ብኢትዮጵያዊት ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ተታሒዙ ዝፀንሐ እዩ።…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 892 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 254 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 892 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 80 ሺሕን 895…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ተምሃሮ በቢብረኩ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ንምምላስ ምድላዋት እናተዛዘሙ ይርከቡ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ተምሃሮ በቢብረኩ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ንምምላስ ምድላዋት እናተዛዘሙ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። ኩለን ዩኒቨርሲታት ኣብ ቀረባ እዋን በቢታራ ተምሃሮአን ከምዝቕበላ ዝሓበረ እቲ ሚኒስቴር፥ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝተትሓሓዘ ብቋንቋ ዓረብ ምስ ዝፅሕፉ ሰብ ሞያታት ሚዲያ ዘተ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ዳይሬክትር ጀነራል ፓብሊክ ዲፕሎማሲን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝተትሓሓዘ ብቋንቋ ዓረብ ምስ ዝፅሕፉ ሰብ ሞያታት ሚዲያ ዘተ ተሳሊጡ። ኣበብቲ እዋን ዘተ ኣብ ህልዊ ሓፈሻዊ ምንቅስቓስን ኣብ ቀፃሊ…