ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 8 ዩኒቨርሲቲታት ማእኸል ልህቀት ምርምር ተባሂለን ተሓሪየን Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ሸሞንተ መንግስታዊ ዩኒቨርሲቲታት ማእኸል ልህቀት ምርምር ተባሂለን ከምዝተፈለያ ሚኒስቴር ሳይንስ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። ማእኸል ልህቀት ክኾና ዝተሓረያ ዩኒቨርሲታት ድማ፥ ዩነቨርሲቲ መቐለ፣ ኣዲስ ኣበባ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 13 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ዝቕፅል ሰኑይ ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 13 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ “ሰንደቕ ዕላማና ንሰላምና፣ ሕብረትናን ሃገራዊ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝቕፅል ሰኑይ 2 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ከምዝኽበር ተገሊፁ። እቲ በዓል በቢዓመቱ ዝተፈላለዩ መሪሕ ቃላት እናተመረፀሉ፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሽልማት ኖቤል ሰላም 2020 ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲሽ ልማት ኖቤል ሰላም 2020 ኮይኑ። ሓደ ኣካል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝኾነ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዓዋቲ እቲ ሽልማት ክኸውን ዝኸኣለ ጥሜት ንምንካይ ብዝገበሮ ፃዕሪ ከምዝኾነ እቲ ኮሚቴ ሽልማት ኖቤል ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንተሓከምቲ መድሓኒት ዝተላመደ ቲቢ ዝተመጣጠነ ምግቢ ይከፋፈል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንተሓከምቲ መድሓኒት ዝተላመደ ሕማም ቲቢ ዝተመጣጠነ ምግቢ እናተኸፋፈለ ምዃኑ ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ዝከፋፈል ዘሎ ምግቢ መድሓኒት ዝተላመደ ሕማም ቲቢ ኣቢሉ ሰውነቶም ብሕፅረት ምግቢ ንዝተጎድኡ ወገናት ከምዝኾነ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክትሪን ፖሊስ ፌዴሪኢ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዶክትሪን ፖሊስ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ዶክትሪን ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ብኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራልን ሚኒስቴር ሰላምን እናተሰናድአ ከምዝፀንሐ ተገሊፁ። ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚል፥ ፖሊስ ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ዝሕሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤን ኣመራርሓታትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቅድመ ምድላው መረፃ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎን ኣመራርሓታት እቲ ባይቶን ቅድመ ምድላው መረፃ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ንምዕዛብ ዑደት ኣካይዶም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፥ ሻድሻይ ካገራዊ መረፃ መከላኸሊ መገዲታት ቫይረስ ኮሮና ብምትግባር ንኽካየድ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ምስ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ኮሙዩኒኬሽንን ኳታር ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ኮሙዩኒኬሽንን ኳታር ጃሲም ሲይፍ ኣሕመድ ኣል ሱላይቲ ተዛቲየን። ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ዝተኻየደ እቲ ዘተ፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብቲ ዓውዲ ዘለወን ምትሕብባር ዝምልከት ገምጋም…
ስፓርት ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣቀባብላ ተገይሩላ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስፔን ከተማ ቫሌንሺያ ክብረወሰን ዓለም ደቂ ኣንስትዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ዝሰበረት ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣቀባብላ ተገይሩላ። ለተሰንበት ምስ ዋና ኣሰልጣኒኣ ሃይለ ኢያሱ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ተቀዳሚ ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለ መዳይ ኢኒሼቲቭ ሃገራዊ ዘተ ብዕሊ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩለ መዳይ ኢኒሼቲቭ ሃገራዊ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጣይሹ። እቲ ኢኒሼቲቭ ኣብ ክሊ መሰረታዊ ዝኾኑ ሃገራዊ ዛዕባታት ዘላቒ መድረኽ ዘተ ናይ ምፍጣር ትልሚ ከምዝሓዘ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ ዕላዊ ምጥያሽ መደረ ዝገበሩ ኣካቢ ሓበራዊ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ላዕለዋይ ተወካሊ ፖሊሲ ጉዳይ ወፃኢን ድሕንነትን ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ላዕለዋይ ተወካሊ ፖሊሲ ጉዳይ ወፃኢን ድሕንነትን ሕብረት ኣውሮፓ ምክትል ፕሬዚዳንት ሆሴፕ ቦረል ፎንትለስ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ኣባላት ካቢነኦም ብምዃን ምስ ላዕለዋይ ተወካሊ…