Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ዝተርኣየ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ዝራእቲ የጥቅዕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ዝተርኣየ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ዝራእቲ እናጥቀዐ ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ወራር ዕስለ ኣምበጣ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ወረዳታት ራያ ጨርጨር፣ ራያ ኣላማጣ፣ ራያ ዓዘቦን ከምዝተርኣየ ተገሊፁ ኣሎ። ኣብቲ…

መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ንኹን ኣቢያተ ትምህርቲ ብናፃ ክወሃብ ኢዩ – ሚኒስትር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስሩዕ ትምህርቲ ንምጅማር ምድላዋት ከምዝዛዘመን ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ ስራሕቲ ምምላእ ኣድለይቲ እታወታት እናሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ስለዝነ ድማ ሚኒስቴር ትምህርቲ ስሩዕ ትምህርቲ ቅድሚ ምጅማሩ ናብ ኩለን መንግስታዊን…

ዝርገሐ ዕስለ ኣምበጣ መተሓሳሰቢ እናኾነ ይመፅእ ስለዘሎ ኣብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ጉድኣት ከየብፅሕ ሕብረተሰብ ኣካል ወፍሪ ምክልኻል ንኽኸውን ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝርገሐ ዕስለ ኣምበጣ መተሓሳሰቢ እናኾነ ይመፅእ ስለዘሎ ኣብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ጉድኣት ከየብፅሕ ሕብረተሰብ ኣካል ወፍሪ ምክልኻል ክኸውን ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ፀዊዖም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ምስ ጉጅለ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ጎርጎራ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓደ ኣካል መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝኾነ ከባቢ መተግበሪ ፕሮጀክት ጎርጎራ ዑደት ኣሳሊጦም። ብብርኪ ሃገር ኣብ ሰለስተ መባፅሕቲ ቦታታት ብብር ሰለስተ ቢሊየን ንምልማዕ መርሃ ግብሪ መተኣኻኸቢ እቶት እናተሳለጠ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ውሽጢ ማእኸል ንግዲ ዝተኸዘነ ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 6 ሚሊየን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ውሽጢ ማእኸል ንግዲ ዝተኸዘነ ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 6 ሚሊየን ከምዝተትሓዘ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 9 ደምበል ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ ውሽጢ ሓደ…

ብብር 28 ሚሊየን ወፃኢ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ዝተሃነፀ ብሄራዊ ቤተፈተነ ምርምር ጣፍ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሙሉእ ሓገዝ ኤጀንሲ ትራንፎርሜሽን ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ዝተሃነፀ ዓለም ለኸ ደረጅኡ ዝሓለወ ህንፃ ብሄራዊ ማእኸል ቤተፈተነ ምርምር ጣፍ ተመሪቑ። ብር 28 ሚሊየን ወፃኢን ሰለስተ ዓመትን ዝወደአ እቲ ማእኸል፥ ዝተማልአ ዘፈር…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ባህርዳር ንዝርከቡ ጉዱኣት ኣካል ሓገዝ ዊልቸር ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ከተማ ባህርዳር ንዝርከቡ ጉዱኣት ኣካል ሓገዝ ዊልቸር ገይረን። እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ዊልቸር ጉዱኣት ኣካል ካብ ቦታ ናብ ቦታ ምንቅስቓስ ንኽኽእሉ ኣስተዋፅኦ ኣለዎ ተባሂሉ። እተን ቀዳማዊት እመቤት ኣብ…

ፓርክ ኢንዱስትሪ ባህርዳር ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ባህርዳር ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክትር ኣቢይ ኣሕመድን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ዝተረኸቡሉ ተመሪቑ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ መናእሰይ እቲ ከባቢ ስራሕ ምልማድ፣…

ቀዳማይ ሚኒትር ኪርጊዝታን ኩባትቤክ ቦሮኖቭ ካብ መዝነቶም ለቒቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ኪርጊዝታን ኩባትቤክ ቦሮኖቭ ካብ መዝነቶም ለቒቖም። ካብቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብተወሳኺ ኣፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እታ ሃገር ዳስታን ጁማቤኮቭ እውን ደብዳቤ መልቀቒ መዝነት ኣእቲዮም ኢዮም። እቶም ሰብ መዚ ስልጣኖም…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ ብዛዕባ ክልል ትግራይ ዝምልከት ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ መንግስቲ ፌዴራል ምስ ባይቶ ክልል ትግራይን ላዕለዎት ኣካላት ፈፀምቲ ሕጊን ዝኾነ ዓይነት ርክብ ከይፍፅም ወሲኑ። ፀሓፊ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትርጉሙ ሕገ-መንግስቲን ማንነትን እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ…