ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 165 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሊባኖስ ብመስራሕቶም በደልን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን፣ ጉድኣት ኣካልን ስነ-ኣእምሮን ዝበፅሖም ከምኡ እውንምግብን መፅሊን ስኢኖም ዝነበሩ 165 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሊባኖስ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ምስ ማሕበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓዱሽ ስርዓት ትምህርቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ እንትውድኡ ሰብ ሞያታት ክኾኑ ኢዮም – ሚኒስቴር ትምህርቲ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሓዱሽ ስርዓት ትምህርቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ እንትውድኡ ሰብ ዋናታት ሞያ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚንስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ፥ ኣብ ውሽጢ ሓፈሻዊ ዓውዲ ትምህርቲ ንኹሎም ተምሃሮ ኩለመዳይ ትምህርቲ ሞያ ብመሃብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ካብ 51 ሺሕ ዛይዶ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 21 ሺሕን 499 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 468 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ርዓት ቀብሪ ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ ኣብ መቐለ ቤተክርስትያን ማርያም ፅዮን ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2020 0 አዲስ አበባ ፣ ነሀሴ 24 ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ-ርዓት ቀብሪ ነብስሄር ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ ሎሚመዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ መቐለ ዓዲ ሹምድሑን ኣብ ዝርከብ ቤተክርስትያን ማርያም ፅዮን ተፈፂሙ። ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ በዓል ሓዳርን ኣቦ ሓደ ቆልዓን ዝነበረ እንትኸውን፤ ብዝሓደሮ ሃንደበታዊ ሕማም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂበን Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂበን። ብመሰረት እዚ፦ ኣየተ መለሰ ኣለሙ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኤፍሬም ግዛው ብብርኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ 20/80ን 40/60 ተመዝጊቦም ገዛ ዘይበፅሖም ነበርቲ ተወዲቦም ናይ ሓባር ገዛ ምህናፅ ዝኽእሉሉ ኣማራፂ ውሳነ ሓሳብ… Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2020 0 አዲስ አበባ ፣ ነሀሴ 24 ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምንካይ ኣብ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ 20/80ን 40/60 ተመዝጊቦም ገዛ ዘይበፅሖም ነበርቲ ተወዲቦም ናይ ሓባር ገዛ ምህናፅ ዝኽእሉሉ መፍትሒ ሓሳብ ኣመሓላሊፉ። ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ሃገር ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምህንድስናን ሕክምናን ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ሃገር ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምህንድስናን ሕክምናን ብስሩዕ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 502 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብዝተፈላለዩ ብዓውዲታት ምህንድስናን ጥዕናን ብቀዳማይ ዲግሪ፣ ብካልኣይን ዲግሪን ቲቪኢቲን ዘሰልጠኖም ተምሃሮ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሳባት ቁፅሮም ካብ 25 ሚሊየን ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሳባት ቁፅሮም ካብ 25 ሚሊየን ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ኣብ ሓፂር እዋን ናብ መላኣ ዓለም ዝተላበደ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ቻይና ከተማ ሁዋን ከምዝተወለዐ ዝፍለጥ እንትኸውን፥ በቲ ቫይረስ ዝተሓዙን ህይወቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛ ፍቅሩ ወልዱ ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛ ፍቅሩ ወልዱ ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም መንሽሮ/ካንሰር ደም ካብዚ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ብሞት ተፈሊዩ። ጋዜጠኛ ድምፂ ወያነ ትግራይ ዝነበረ ፍቕሩ ወልዱ፥ እቲ ሕማም ምስ በርትዖ ካብ ላዕለዋይ ሕክምና ዓይደር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትግራይ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ እትመሃሩላ ጥራሕ ዘይኮነትስ ኩሉ ጊዜ እትመላለሱላ ገዛኹም ንኽትከውን ኣጠናኺርና ክንሰርሕ ኢና-ዶ/ር ደብረፂዮን Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 4 ሺሕን 200 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ንመበል 28 ዙር ኣብ ዘካየዶ ስነ ሰርዓት ምረቓ ተምሃሮ ካብ ቀዳማይ ዲግሪ ክሳብ ፒ ኤች ዲ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ኢዮም።…