በዓል ዓይኒ ዋሪ “ኮሮና እናተኸላኸልና ዓይኒ ዋሪ ኣብ ገዛና” ብዝብል መሪሕ ቃል ክኽበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓይኒ ዋሪ፥ ካብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ማእኸላይ ዞባ ዝመፅኣ ጎራዙ ሓዊሱ ደቂ ኣንስትዮ ከተማ ኣኽሱም ደሚቐን ዝውዕላሉን ባህለን ዝዕቅባሉን ብዓል’ዩ።
ብምዃኑ “እንኳዕ ንበዓል ዓይኒ ዋሪ ብሰላም ኣብፀሐክን ኣብፀሐና” ዝበለ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ…