Fana: At a Speed of Life!

ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ብልቓሕን ብሓገዝን ልዕሊ ብር 106 ቢሊየን ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ብልቓሕን ብሓገዝን ብር 106 ነጥቢ875 ቢሊየን ከምዝረኸበት ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ እዚ እቲ ብር 37 ነጥቢ 38 ቢሊየን ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ፋይናንስን ለገስቲ ሃገራትን ብልቓሕ ዝተረኸበ…

ያጎ ሲልቫ ንጋንታ ቸልሲ ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክልኻል ቲያጎ ሲልቫ ንእንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቸልሲ ፈሪሙ። ሲልቫ ናይ ምንዋሕ ኣማራፂ ዘለዎ ስምምመዕነት ውዕሊ ሓደ ዓመት ኢዩ ናብ ጋንታ ቸልሲ ፈሪሙ ዘሎ። ወዲ 35 ዓመት ተኻላኻሊ ቲያጎ ሲልባ ብናፀ…

ን10 መራኸብቲ ሓፋሽ ኤሌክትሮኒክስ ፍቓድ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፤ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝመፅእ ሓዱሽ ዓመት ንዓሰርተ  መራኸብቲ ሓፋሽ ኤሌክትሮኒክስ ፍቓድ ከምዝወሃብ በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ጌታቸው ድንቁ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ፍቓድ ካብ ሞንጎ ዝረኽቡ ኣካላት…

ቤት ፍርዲ ኣብ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ዝተረፈ ምስክር ቅድመ ምርመራ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ

አዲስ አበባ ፣ ነሃሴ 22 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ታረኛ ቆፀሮ መጋባእያ ምድብ ኣራዳ ናይ እኒ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ 14ቲኦም ተጠርጠርቲ ምስክር ቅድመ ምርመራ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ ካብ 4ይ…

ህልኽን ነቓፅ መርገፂን ዝወለዶ ከይዲ መረፃ ጠጠው ብምባል ህዝቢ ካብ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ነድሕን – ዓለም ለኸ ጥምረት ተጋሩ ንኣወንታዊ ተግባር

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህልኽን ነቓፅ መርገፂን ዝወለዶ ከይዲ መረፃ ጠጠው ብምባል ህዝቢ ካብ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ነድሕን ክብል ዓለም ለኸ ጥምረት ተጋሩ ንኣወንታዊ ተግባር ፀዊዑ። እቲ ጥምረት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ መ6ይ ሃገራዊን ክልላዊን…

ቤት ፍርዲ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ብምቕታል ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ ሰባት ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲታት ክሲ ንኽምስረት ኣዚዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ብምቕታል ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ ጥላሁን ያሚን ኣብዲ ኣለማየሁን ዓቃቢ ሕጊ ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲታት ክሲ ንኽምስርት ቤት ፍርዲ ፈቒዱ። መርማሪ ፖሊስ እቲ ጉዳይ ንዝተመልከተ ታረኛ ቆፀሮ ቀዳማይ ብርኪ መጋባእያ…

ሞያ መምህርነት ተመራፂን ተፈታዊን ንምግባር ክስራሕ ኢዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሞያ መምህርነት ተመራፂን ተፈታዊን ንምግባር ከምዝስራሕ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን እቲ ሚኒስቴር ኣብ ሓፈሻዊ ትልሚ 10 ዓመት ዓውዲ ትምህርቲ ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ እዋን ዘተ…

ቀዳማይ ሚኒትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ስልጣኖም ንምልቃቕ ወሲኖም

ኣዲስ ኣበባ፤ 22 ነሓሰ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብምኽንያት ፀገም ጥዕና ስልጣኖም ዝከምዝለቐቁ ኣፍሊጦም። ወዲ 65 ዓመት ሺንዞ ኣቤ ስራሕቲ መንግስቶም ንዘይምትዕንቓፍ ካብ ስልጣኖም ከምዝወረዱ ገሊፆም። ኩነታት ጥዕና እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ብፍላይ ካብ ቀረባ…

ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመተ 2013 ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመተ 2013 ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ። ዓመተ 2012 ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ልዑል ተግባራት ስራሕቲ ለውጢ ዝተገበረሉ…

ብልፀግና ኣብ ምፍራይ ብቑዓት መራሕቲ ከምዝተግህ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ጉዕዞ ምዕባለ ንኢትዮጵያ ትርጉም ዘለዎ ለውጢ ካብ ምምምፃ ሓሊፉ ብቑዓት መራሕቲ ኣብ ምፍራይ ከምዝተግህ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ከም ኣሞራ ሩሑቕ…