ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 1 ሺሕ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ን14 ሺሕን 540 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 1 ሺሕን 86 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ 16 ሰባት ህይወቶም ዝሰኣኑ እንትኾኑ፥ ብሓፈሻ ብምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢነርጂን ምስ ኢኮኖሚክ ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሪካ ብምትሕብባር ተግባራዊ ዝኸውን ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 7 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢነርጂን ምስ ኢኮኖሚክ ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሪካ ብምትሕብባር ተግባራዊ ዝኸውን ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀከት 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ በጀት ዝተትሓዘሉ እንትኸውን፥ ኣብ ንኡስ ተፋሰስ ኣባይ ዘለዋ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ 552 ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝገበሩ ወገናት 109 ቫይረስ ኮሮና ተረኺቡዎም Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2012ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ውሽጢ 552 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ተገይሩሎም 109 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሓቢሩ። እቲ ቢሮ ኣብ ድህረ ገፁ ከምዝገለፆ፣ ካብቶም እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ከብፅሖ ኢዩ ተባሂሉ ካብ ዝተገመተ ጉድኣት ኣድሒኑና ኢዩ- ምክትል ቀ/ሚ ደመቀ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 7 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ከብፅሖ ኢዩ ተባሂሉ ካብ ዝተገመተ ዝኸፍአ ጉድኣት ኣድሒኑና ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነን ገሊፆም። መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዓሊሙ ንዝተጣየሸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ሹመት ደብዳቤ ኣምባሳደር ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ተቐቢሎም Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ሹመት ደብዳቤ ኣምባሳደር ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ጀማል ኢል ሸኪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም። ኣይተ ገዱ ከምዝበልዎ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘበናት ዘቑፀረን ብብዙሕ መገዲ ዝግለፅ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕውነት ህዝቢ ኣምሓራን ትግራይን ህወሓት ክንፅሎ ኣይኽእልን-ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንክልተ መዓልታት ዝተሳለጠ ኮንፈረንስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ትማሊ ኣማሲዩ ተዛዚሙ። ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተልዓሉ ዛዕባታት ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ መድረኽ ኣብ ጉዕዞ ለውጢ ክልተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩስያ ዘማዕቢላቶ ክታበት ቫይረስኮሮና ድሕሪ 2 ወርሒ ከም ክታበት ኮይኑ ንከገልግል ፍቓድ ከም ዝተውሃቦ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሩስያ ነቲ ኣማዕቢላቶ ዘላ ክታበት ቫይረስኮሮና ኣብ ሰብ ምስ ፈተነቶ ድሕሪ ክልተ ወርሒ ከም ክታበት ቫይረስኮሮና ኮይኑ ንክውዕል ብሰሉስ ፍቓድ ከም ዝተውሃቦ ገሊፃ። ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ብሰሉስ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ክታበት ኩሉ ዓይነት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ትማሊ 66 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ትማሊ 586 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ገይሮም 66 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብዚኦም 10 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ ማለት ምስ ዝተፈልጠ ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ ሰብ ርክብ ዘይነበሮም፣ 4 ሰብ ሞያ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ምስ ኣይሲስ ርክብ ከም ዘለዎም ዝግለፁ ዕጡቓት ንወደባዊት ከተማ ሞሲምብኣ ዳ ፕራያ ምቁፅፃሮም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ ጉጅለ ዳዕሽ ምትሕሓዝ ከምዘለዎም ዝግለፁ ዕጡቓት ሞዛምፒክ ንኣገዳሲት ወደብ ሞዛምቢክ ዝኾነት ከተማ ሞሲምብኣ ዳ ፕራያ ድሕሪ ንመዓልታት ዝቀፀለ ኵናት ከምዝተቆፃፀርዎ ተገሊፁ። እታ ኣብ ጫፍ ሰሜናዊ ክፋል ሞዛምኩክ እትርከብ ወደባዊት ከተማ እቶም…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 943 ሰባት እንትርከቡ 23 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 14 ሺሕን 540 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 943 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…