ካብ ዝተፈላያ ትካላት ልዕሊ ብር 38 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ብሓገዝ ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ልዕሊ ብር 38 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሓገዝ ኣበርኪቶም።
ብመሰረት እዚ ባማኮን ኢንጂነሪንግ ኣብ መዓልቲ ን200 ሰባት ኣገልግሎት ክህባ ዝኸእላ 100 ማሽናት ኦክሲጂን…