Fana: At a Speed of Life!

ድሕንነት ሃገር ኣብ ሓደጋ ብምእታውን ሚስጢር መንግስቲ ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣሕሊፎም ብምሃብን ገበን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ድሕንነት ሃገር ኣብ ሓደጋ ብምእታው ሚስጢር መንግስቲ ኣብ ወፃኢ ንዘሎ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣሕሊፎም ብምሃብን ኣብዛ ሃገር ህውከትን ዕግርግርን ንክውላዕ ብምግባር ገበን ዝተጠርጠሩ ሓሙሽተ ውልቀሰባት ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ተጠርጠርቲ፥ ነበር ሓላፊ…

ሲቪክ ማሕበረሰብ እወንታዊ ክብሪታት ህዝቢ ንክጉልብቱ ክሰርሑ ከምዝግባእ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሲቪክ ማሕበረሰብ እወንታዊ ክብሪታት ህዝቢ ንክጉልብቱ ክሰርሑ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣተሓሳሲቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ተወከልቲ ትካላት ሲቪክ ማሕበረሰብ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም።…

ምርጫ ህወሓት ፀገም ቅድሚ ምስዓቡ መንግስቲ ጠጠው ከብሎ ይግባእ-ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ህወሐት ኣብ ክልል ትግራይ ከካይዶ ኢየ ዝበሎ ምርጫ ፀገም ቅድሚ ምስዓቡ መንግስቲ ፌዴራል ሕጊ ብምኽባር እቲ ተግባር ጠጠው ከብሎ ይግባእ ክብሉ ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ዘዘራረቦም ምሁራን ሕጊ ገሊፆም። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ወርሒ ክካየድ ተባሂሉ ተሓሲቡ…

ሩሲያ ብብርኪ ዓለም ናይ መጀመሪያ ዝኾነ ክታበት ቫይረስኮሮና ኣብ ረብሓ ንክውዕል ወሲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሜር ፑቲን ብብርኪ ዓለም ናይ መጀመሪያ ዝኾነ ክታበት ቫይረስኮሮና ኣብ ረብሓ ንክውዕል ከምዝተወሰነ ኣፍሊጦም። እቲ ክታበት ብኢንስቲቱዩት ጋመሌያ ሞስኮ ዝተሰናደአ እንትኸውን፥ ካብታ ሃገር ሚኒስቴር ጥዕና ሎሚ መዓልቲ መረጋገፂ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሊባኖስ መንግስቶም ስልጣኑ ከምዝለቐቐ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሊባኖስ ሓሰን ዳያብ መንግስቶም ስልጣኑ ከምዝለቐቐ ኣፍሊጦም። በቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ ከተማ በይሩት ዘጋጠመ ኣዕናዊ ምፍንጃር ነትጒ ልዕሊ 220 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ይዝከር። ብሰንኪ እቲ ዘጋጠመ ነትጒን ብናይ መንግስቲ…

ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 20 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 20 ሚሊየንን 90 ሽሕን 541 በፂሑ። ኣብ መላእ ዓለም ብሰንኪ ‘ቲ ቫይረስ ልዕሊ 735 ሺሕ ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ እውን ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ዝነበሩ 12 ነጥቢ 2 ሚሊየን…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሱማሌ ብሓደጋ ዉሕጅ ንዝተጎድአት ክልል ዓፋር ሓገዝ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሱማሌ ብሓደጋ ዉሕጅ ንዝተጎድአት ክልል ዓፋር ሓገዝ ሂቡ። ክልል ሶማሌ 300 ካርቶን ዘይቲ ብልዒ፣ 350 ኩንታል ሕሩጭ፣ 566 ኩንታል ሩዝ፣ 620 ኮበርታ፣ 520 ቴንዳታት መከላኸሊ ዝናብ ከምኡውን ሰብ ሞያ ጥዕና ከምዝለኣኸ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 773 ሰባት እንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 11 ሺሕን 39 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 773 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…

ኣኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ መዝገቦም ዝሓዘ ዳይና ንኽለዓለሎም ስምዕታ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ እኒ ጃዋር መሓመድ መዝገብ መሰኻኽር ምስማዕ ጀሚሩ ዝነበረ ይኹን እምበር ኣኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ መዝገቦም ዝሓዘ ዳይና ካብ መዝገቦም ንኽለዓለሎም ስምዕታ ኣቕሪቦም። እቲ መጋባእያ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ መጋባእያ ኣራዳ…

ኣብ ኣሜሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ካብ 5 ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 20121(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ኩፅሮም ካብ ሓሙሽተ ሚሊየን ምሕላፉ ተገሊፁ። ብብርኪ ዓለም በቫይረስ ኮሮና ብልዑል ኩነታት እናተሃሰየት ትርከብ ኣሜሪካ ብምኽንያት እቲ ቫይረስ 162 ሺሕን 455 ዝኾኑ ዜጋታታ ስኢና ኢያ። ከም…